Thursday , April 25 2024

ፖፕኮርን (ዕምባባ) ገለ ጭላፋት ብረት ተረኺቡዎ

ኩፕ እተባህለ ትካል ነቲ ሓጺናት እተረኽቦ ፖፕኮርን ይመልሶ ኣሎ። ፖፕኮርን ኪብሃል ከሎ እቲ ኣብ ርሱን መቝሎ ምስ ገበርካዮ ቶግ ቶግ ዚብል ዘርኢ ዕፉን እዩ።

እቲ ኣብ ባኮ እተዓሸገን ዚምለስ ዘሎን ፖፕኮርን ኣብ 2019-08-10፡ 2019-08-09፡ ከምኡውን 2019-09-19 ዚወድቕ እዩ።

“ኩፕ ነዚ ጉዳይዚ ሓላፍነት ኪወስደሉ እዩ። ነቲ ጉዳይ ድማ ምስቲ ሰዳዲ ኮይኑ ኪምርምሮ እዩ” ይጽሕፍ ኩፕ ኣብ ጋዜጣዊ መግለጺኡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com