Tuesday , April 23 2024
Foto Johan Nilsson / TT kod 50090

75% ናይ ተዂሲ መጥቃዕቲታት ናብ ክሲ ከም ዘይቀርቡ ተገሊጹ።

ገበን ብብዝሒ ኣብ ዝፍጸመሎም ከባቢታት ካብ ዝኽሰቱ ናይ ተዂሲ መጥቃዕቲታት እቶም 75% ናብ ክሲ ከም ዘይቀርቡ ብበዓል መዚ ፖሊስ ሽወደን ዝቐረበ ሓደ ዳህሳስ ኣመልኪቱ። እዚ ዳህሳስ 3000 ጒዳያት ብምጽናዕ ዝተበጽሐ እዩ ተባሂሉ’ሎ።

እዚ መጽናዕቲ ኣብ ጒዳይ ምቕራብ ክሲ ናይ ብረት መጥቃዕቲታት ኣሉታዊ ድባብ ዝፈጥር እዩ ክብል መደምደምታኡ ኣቕሪቡ’ሎ። ኣብ ምጅማር 90ታት 80% ናይ ተዂሲ መጥቃዕቲታት ኣብ ቤትፍርዲ ብይን ክረኽቡ እንከለዉ ኣብዚ እዋን 25% ጥራይ እዮም ናብ መስርሕ ፍርዲ ዝቐርቡ አለዉ–ብመሰረት እቲ መጽናዕቲ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com