Friday , March 29 2024

ስራሕን ቁጠባን

Harmony Media News 06/09/2021

Read More »

ንጸሓያዊ ምንጪ ኤሌክትሪክ ኣፍሪቃ፡ ዝኸውን ሓገዝ ክግበር እዩ

ብጸሓያዊ ምንጪ ጸዓት ኣፍሪቃ፡ ሚልዮናት ኣብ ኦንላይን ዘየለዉ ሰባት ክሕገዙ ክኽእሉ እዮም። ነዚ ክዉን ንምግባር ሲዳ ናይ ለቓሕ ሓገዝ ክህብ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ’ሎ ክብል ማዕከን ዜን ተተ ሓቢሩ። ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ ናእሽቱ ትካላት ቢዝነስ ምህናጽ ተጀሚሩ ዝነበረ ምትካል ጸሓያዊ ጸዓት ከም እተቛረጸ ተመልኪቱ። በዚ ጸዓት ኣቢልካ ዝግበር ዝነበረ ምምላእ ባትሪ  ሞባይልን ናይ ገጠር ስርዓተ መብራህቲን፡ ብምኽንያት ምቊራጽ ፋይናንሳዊ ሓገዝ …

Read More »

Harmony Media News 03/09/2021

Read More »

ስራሕ ዝደልዩ ሰባት፡ ከምዝተኸትቡ መረጋገጺ ክሕተቱ እዮም

ኣብ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ክሰርሑ ዝደልዩ ሰባት፡ ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝተኸትቡ መረጋገጺ ክሕተቱ ዝኽእልሉ መንገዲ ንምፍጣር፡ ምምሕዳር ዳላርና፡ እማመ ኣቕሪቡ፡ መጽናዕታት ከምዝጀመረ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ጥዕና ናይቶም ሕሙማት ንምውሓስ ተባሂሉ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ እዩ ክብል ኣማኻሪ እቲ ምምሕዳር፡ ኡልፍ በርግ፡ ከም መርተዖ ናይቲ ውሳኔ ኢሉ ዘቕረቦ ምኽንያት እዩ። ከም ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ምዃንና፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ንኸይስዕርር፡ ዝከኣለና ክንገብር …

Read More »

Harmony Media News 01/09/2021

Read More »

ዋጋታት ኤሌክትሪካዊ ጸዓት፡ ኣብ ዝቕጽል ቀውዒ፡ ክውስኽ ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ተመሓላሊፉ

ኣብ ዝቕጽል ወቕቲ ቀውዒ ከጋጥም ዝኽእል ልዑል ዋጋታት ኤሌክትሪካዊ ጸዓት ንምውጋድ፡ ክሊማዊ ለውጢ ክህሉ ኣገዳስነቱ ዓቢ እዩ ክብል ኩባንያ ቫተንፎል ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ኣብ ወቕቲ ክረምቲ፡ ዋሕዲ ዝናብ፡ ንፋስ ከምኡ ውን ምሕዳስ መደበር ኑክሌራዊ ጸዓት ተደሚርዎ፡ ዋጋታት ኤሌክትሪካዊ ጸዓት፡ ንክውስኽ ጠንቂ ከምዝኾኑን፡ ሕጂ ውን፡ ዋጋታት ክውስኹ ድማ ተኽእሎታት ከምዘሎ እቲ ኩባንያ ወሲኹ ገሊጹ። ኣብ ከባቢ ሃይድሮኤሌክትሪክ፡ ተወሳኺ …

Read More »

Harmony Media News 30/08/2021

Read More »

Harmony Media News 27/08/2021

Read More »

ስዑዲ: ናይጀርያውያን ሓካይም ትቖጽር

ኣብ ኣቡጃ ናይጀርያ ዝመደብሩን መንግስታዊ ፍቓድ ንግድ ዘለዎን ኤጀንሲ: ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክቚጸሩ ዝደልዩ ሓካይም ቃለመሕትት የካይድ ምህላዉ ተገሊጹ። ናይጀርያዊያን ሓካይም: ብማሕበሮም ተጠርኒፎም ንትሑት ክፍሊትን ድጎማን ብምቅዋም ኣድማ ኣብ ዘካይድሉ ዘለዉ እዋን እዩ እዚ ናይ ስዑዲ ዓረብ ተግባር ዝቕጽል ዘሎ። ሚኒስተሪ ጥዕና ስዑዲ ዓረብ ምቚጻር ሓካይም” ዝተሰምየ ፕሮግራም: ነዞም ዓሰርተታት ሓካይም: ብ Meed Consultants ኣቢሉ ይቖጽር ምህላዉ ቢቢሲ ኣመልኪቱ’ሎ። ብዛዕባ’ዚ …

Read More »

ኩባንያ ነዳዲ ናይጀርያ: ድሕሪ 44 ዓመታት: መኽሰብ ረኺበ ይብል 

መንግስታዊ ኲባንያ ነዳዲ ናይጀርያ: ኣብ ናይ 44 ዓመታት ታሪኹ: ንመጀመርታ ግዜኡ መኽሰብ ከም ዝረኸበ መንግስቲ ኣፍሊጡ። እዚ ዓወት ብውሕሉል ኣታሕዛ መንግስቲ ዝተረኽበ እዩ ክብል ላዕለዋይ ሚኒስተር ነዳዲ ፕረዚደንት: መሓመድ ቡሃሪ: ገሊጹ’ሎ። ኣብ 2020: መኽሰብ ሃገራዊ ኩባንያ ነዳዲ ናይጀርያ (NNPC) 700 ሚልዮን ዶላር በጺሑ ምንባሩ ይፍለጥ። ቅድሚኡ ኣብ ዝነበራ ዓመታት ዓበይቲ ክሳራታት የጋጥሞ ምንባሩ እቲ ዜና ወሲኹ ሓቢሩ’ሎ። ዓሚ ኣብ ዓለምና …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com