Friday , April 19 2024

ስራሕን ቁጠባን

ሃገረ ዴኒማርክ፡ ብመጠን ምስፍሕፋሕ መልከፍቲ ኮሮና፡ ኣብ ቅድሚት ትስራዕ

ሃገረ ዴኒማርክ፡ ብመጠን ምስፍሕፋሕ መልከፍቲ ኮሮና፡ ምስተን መዛኑኣ ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት ክትወዳደር እንከላ፡ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ ከምእትርከብ ጸብጻባት ምቁጽጻር ለበዳ EU ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ገሊጹ። ብመሰረት መምዘኒ መጠን ምስፍሕፋሕ መልከፍቲ ኮሮና፡ ማለት፡ ካብ 100 ሽሕ ነበርቲ ዝግበር ምንጽጻር ኮይኑ፡ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ ሳምንታት፡ ሃገረ ዴኒማርክ 225 ዝተለኽፉ ሰባት ክርከብዋ እንከለዉ፡  ሃገረ ሆላንድ ብ204፡ ሃገረ ላትቪያ ድማ ብ203 ንዴኒማርክ …

Read More »

ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ንሓባራዊ ናይ ክታበት ፓስፖርት ተቐቢልዎ

ባይቶ ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ንሓባራዊ ናይ ክታበት ፓስፖርት ብወግዒ ከምተቐበሎ ኣፍሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዚ ናይ ክታበት ፓስፖርት፡ ኣብ እዋን ለበዳ፡ ኣብ ውሽጢ ኤውሮፓዊ ሕብረት ንዝንቀሳቐሱ ገያሾ ዝጥቀምሉ ኮይኑ፡ እቲ ነዚ ፓስፖርት ዝሓዘ ሰብ፡ ክታበት ከምዝወሰደ፡ ኣሉታዊ ውጽኢት መርመራ ኮሮና ዘለዎ ወይ ድማ ካብ ሕማም ኮቪድ ዝሓወየ ምዃኑ ዝሕብር እዩ። ናይ ክታበት ፓስፖርት፡ ንወነንቱ ብዘይ ጸገም ንኽገሹ ዝሕግዝ ኮይኑ፡ …

Read More »

ሱዳን፡ ምልዓል ድጎማ፡ ናህሪ ዋጋ ነዳዲ የስዕብ

መንግስቲ ሱዳን፡ ድጎማ ነዳዲ ክለዓ ል ብምግባሩ፡ ዋጋ ነዳዲን ላምባን ብዕጽፊ ምውሳኹ ተገሊጹ። በዚ ድማ ዋጋ ነዳዲ፡ ካብ 150 ፓውንድ ሱዳን ንሊትሮ ናብ 290 ከም ዝወሰኸ ሚኒስትሪ ፋይናንስ እታ ሃገር ሓቢሩ’ሎ። ሱዳን ዓመታዊ ንድጎማ 1 ቢልዮን ዶላር ወጻኢ ትገብር ምንባራ ገሊጻ’ላ። ኣብ ሱዳን፡ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ተኸሲቱ እኳ እንተሎ፡ ሕጂ’ውን እቲ ዋጋ ኣብ ኣፍሪቃ ካብቶም ዝተሓቱ ዋጋታት ምዃኑ እቲ ሚኒስትሪ …

Read More »

ብመንገዲ ኦንላይን ዝሽመቱ ዘይሕጋውያን መድሃኒታት እናበዝሑ ምምጸኦም ተገሊጹ

ብመንገዲ ኦንላይን ኣቢሎም ዘይሕጋውያን መድሃኒታት ዝሽምቱ ልዕሊ ዕድመ ዝኾኑ ሽወደናውያን፡ ቁጽሮም እናዛየደ ይመጽእ ምህላዉ ተፈሊጡ። እዚ ዝተረኽበ መደምደምታ ድማ ድሕሪ እቲ ኣብ ወርሒ ግንቦት ብፖሊስ ዝተኻየደ ስርሒት ሃድን ገበነኛታት ኦንላይን ኮይኑ ከምውጽኢቱ ድማ ኣብ ውሽጢ ሽወደን ጥራይ ኣስታት 15 ሽሕ ከኒና (መድሃኒት) ተረኺቡ ምንባሩ ይዝከር ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ብሓኪም ዘይተኣዘዙ መድሃኒታት ብመንገዲ ኦንላይን ምሽማት፡ ነቲ ዓዳጋይ፡ ኣብ ሓደጋ …

Read More »

ንኣሽሓት ዓመታት በሪዱ ድሕሪ ምጽናሕ ዳግማይ ህይወት ዝሰዂዐ ፍጡር

ኣብ ሳይበርያ (ምብራቕ ሩስያ)፡ ብዙሓት ዋህዮታት ዘለዉዎ ኣዝዩ ደቂቕ (ማይክሮስኮፓዊ) ፍጥረት፡ ን 24 ሽሕ ዓመታት በሪዱ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ዳግማይ ህይወት ከም ዝሰዂዐ ሓድሽ ሳየንሳዊ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። እዚ ዓሌት ብደሎይድ ሮቲፈ ዝኾነ ፍጡር፡ ካብቲ ኣብ ቀዝሒ በረዳት ውቅያኖስ ኣርክቲክ ዝርከብ፡ ቀላይ ኣላየዛ፡ ከም ዘውጽእዎ ጸብጻብ ቢቢሲ ይሕብር። እቲ በረድ ክሓቅቕ ምስ ጀመረ፡ እዚ ንዓሰርተታት ኣሽሓት ዓመታት ደስኪሉ ዝጸንሐ ፍጥረት፡ ብቐጥታ ባዕሉ …

Read More »

ሃገረ ብሪጣንያ፡ ክታበት ኣስትራ ዘነካ ንምምሕያሽ ዝርርብ ጀሚራ

ሃገረ ብሪጣንያን ኩባንያ ኣስትራ ዘነካን፡ ብዛዕባ ፍርያት’ቲ ኩባንያ ዝኾነ ክታበት ኣስትራ ዘነካ፡ ኣንጻር ሓደስቲ ጅራት ብፍላይ ድማ ኣንጻር ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ጅር ዘለዎ ኣድማዕነት ንምምሕያሽ ብዝምልከት ዝርርብ ከምዝጀምሩ ሚኒስተር ጥዕና ብሪጣንያ፡ ማት ሃንኮክ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ሃገረ ብሪጣንያ፡ ካብ ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ፡ 1 ሚእቲ ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ኣውሒሳ ከምዘላ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ኣንጻር እቲ ሓድሽ፡ ቤታ ጅር (B.1.351)፡ …

Read More »

ፍሬድሪክሰን፡ ጉዳይ ስለያ፡ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ክሲ እዩ ክትብል ነጺጋቶ

ኣብ ልዕሊ መሓዙትን ጎረባብትን ዝኾና ሃገራት፡ ምጽንጻን ክፍጸም ኣይግባእን። ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሃገረ ዴኒማርክ፡ መተ ፍሬድሪክሰን፡ ነቲ መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ብመንገዲ ዴኒማርክ ኣቢላ፡ ኣብ ልዕሊ ፖለቲከኛታት ሃገራት ኖርዲክን ኤውሮፓዊ ሕብረትን፡ ምጽንጻን ተካይድ ኣላ ዝብል ክሲ ኣመልኪታ መልሲ ከምዝሃበት ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ማዕከን ዜና ሽወደን፡ SVT፡ ነዚ ሓደገኛ ዝኾነ ሓበሬታ ምስ ኣቃለሐ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ፕረዚደንት ሃገረ ፈረንሳ፡ ኢማኑኤል ማክሮንን …

Read More »

ሃገረ ናይጀርያ ምስ ትዊተር ዝርርብ ጀሚራ

ሃገረ ናይጀርያ፡ ካብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ጀሚራ፡ ንትዊተር ኣደስኪላ ድሕሪ ምጽናሕ ሕጂ ናብ ልዝብ ከም ዝኣተወት ተገሊጹ። ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፡ ጆፍሪ ኦንያማ፡ ንውጽኢት እዚ ልዝብ ተኸቲሉ ኣብ ውሳነ ክበጽሕ እዩ ኢሉ’ሎ። ውሳነ ናይጀርያ፡ ኣንጻር መሰል ናጽነት ምግላጽ ሓሳባት እዩ፡ ብምባል ዲፕሎማሰኛታት ምዕራባውያን ሃገራት፡ ተቓውሞኦም ገሊጾም ኣለዉ። ኣቐድም ኣቢሉ ትዊተር፡  ነቲ ፕረዚደንት እታ ሃገር ዘውጽኦ ጽሑፍ፡ ካብ ገጻቱ ክእለ …

Read More »

ኩባንያ ሞደርና፡ ፍርያቱ ዝኾነ ክታበት፡ ንትሕቲ ዕድመ ንኽወሃብ፡ ካብ ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ፍቓድ ሓቲቱ

ኣሜሪካዊ ኩባንያ ሞደርና፡ ነቶም ኣብ ክሊ ዕድመ 12 ክሳብ 17 ዓመት ዘለዉ ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ መንእስያት፡ ፍርያቱ ዝኾነ ክታበት ኮቪድ፡ ንክኽተቡ ዘኽእል፡ ካብ ኤውሮፓዊ ሕብረትን ካናዳን ፍቓድ ንኽወሃቦ ጠለብ ኣቕሪቡ ከምዘሎ ኣፍሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ብዘይካ’ዚ፡ ኩባንያ ሞደርና፡ ኣብ ውሽጢ ኣሜሪካን ካልኦት ሃገራትን ውን፡ ንፍርያቱ፡ ከም ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ክታበት፡ ክጥቀምሉ ዘኽእል ፍቓድ ንኽወሃቦ ጠለብ ኣቕሪቡ ምህላዉ …

Read More »

ትካል ናሳ (NASA)፡ ናብ ፕላኔት ቬኑስ፡ ጉዕዞ ከካይድ ወሲኑ

ንፈለማ ግዜ፡ ኣብ ውሽጢ 30 ዓመታት፡ ትካል ናሳ፡ ናብታ ናብ ዓለምና ዝቐረበት ተባሂላ እትፍለጥ፡ ፕላኔት ቬኑስ፡ ኣብ ዓመተ 2028 ክሳብ 2030 ኣብ ዘሎ እዋን፡ ጉዕዞ ከካይድ ከምዝወሰነ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እቲ ትካል ኣብ ዘካይዶ ማንታ ጉዕዞ፡ ስለምንታይ እያ ፕላኔት ቬኑስ፡ ክሳብ ክንዲ’ዚ ጓህሪ ክትመስል ዝኸኣለትን ስለምንታይ’ከ፡ ማዕድን ነሓስ፡ ኣብ ዝባና ክመክኽ ዝኽእል፡ ንዝብሉ ሕቶታት መልሲ ንምርካብ ተባሂሉ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com