Friday , April 19 2024

ስፖርት

ኩዕሶ ሰክዔት ኣሜሪካ ዝልዓለ ኣታዊ ዘለዎ ዓውዲ

መጽሔት ፎርቢስ ኣብ ናይዚ ወርሒ ሕታማ ዝልዓለ ኣታዊ ዘለዎም ናይ ዚ ዓመት እዚ ስፖርታውያን እቶም ኣብ ኩዕሶ ሰክዔት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ (NBA) ዝነጥፊ ምኻኖም ሓቢራ። እዚ ዓውዲ ዓመታዊ ኣብቲ ሊግ ንዝጻወቱ ኣትለታት ዝኸፈሎ መጠን ገንዘብ፡ 3,574 ሚልዮን ዶላር ምዃኑ ኢዩ። (3.574 ቢልዮን ዶላር ማለት’ዩ) ኣብ ክለብ ጎልደን ስቴት ዎርዮር ዝጻወት ስቲፈን ኲሪ ዓመታዊ ብዝረኽቦ 37,457,154 ዶላር ብዝረኽቦ ኣታዊ ኣብ ቅድሚት …

Read More »

ገዲም ተጻዋትይ ጆን ቴሪ ካብ ጸወታ ኩዑሶ እግሪ ተፋንዩ።

ገዲም ሓለቃ ጋንታ ኢንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ ዝነበረ ጆን ቴሪ ዝሓለፍ ቀዳም ኣብ መበል 27 ዕድሚኡ ካብ ጸወታ ኩዑሶ እግሪ ዓለም ተፍንዩ። ጆን ቴሪ ካብ 1991 ሲጋብ  1995 ምስ ጋንታ ዌስት ሃም ድሕሪ ምጽዋት እዩ ኣብ 1995 ናብ ጋንታ መንእሰያት ክለብ ቸልሲ ዝተጸንበረ። ኣብዚ ምስ ክለብ ቸልሲ ስጋብ 2017 ዝጸንሓሊ እዋናት ስጋብ ሓለቃ እዛ ጋንታ ብሙኻን 717 ጸዋታታት ብምኽያድን ዓበይቲ ዓወታት …

Read More »

ኔይማር ካብ ጸቅጢ መሲ ናብ ጸቅጢ

ፈረንሳዊት ክለብ ፔኤስጂ ኣብ ታሪክ ሊግ-1 ፈረንሳ  9 ተከታታሊ  ዓወት ብምስዓርት ሓድሽ ክብረ ወሰን ኣብ ኣብ ፈረንሳ ተስፍር። ብሰንበት ን ልዮን ዓዲማ ብገፊሕ 5-0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ውልዶ ተጻዋትይ እታ ጋንታ ዝኾነ ምባፐ 4 ሸቶታት ኣመዝጊቡ። ዝተረፈ ጎል ድማ ካብ ጸቅጢ መሲ ክናገፍ ተባሂሉ ካብ ክለብ ባርሶሎና ዝተሰጋገረ ዝንገረሉ ነይማር  ኣመዝጊቡዋ። በዚ መሰረት ክልቲኦም ተጻወቲ ንሊግ-1 ፈረንሳ ነፍሲ ወከፎም 8 ሸቶታት …

Read More »

ሞሪኖ ኣብ ሓደጋ ምብራር

ኢንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይቲድ ምስ ኣስለጣኒኣ ሞሪኖ ተፋጢጣትሊ ኣብዘላ ኣዋን ሓለቃ እታ ጋንታኣ ኣንተንዮ ቫለንሽያ ንምስጋግ ሞሪኖ ዘራጉድ ኣብ ኢንስቶግራም ደገፉ ብምሃቡ መዛረቢ ማእከናት ዜና ኮይኑ። ኣብ ውድድር ፕሪመር ሊግ ብእተመዝግቦ ዘላ ትሑት ውጺኢት ን መሪኖ ከተባርሮ ኣንቂዳ ዘላ እዛ ጋንታ። ሓያለ ደገፍታ ውን ንምብራር መሪኖ ኣብ ልዕሊ ጋንቶም ጸቅጢ ብምግባርን ኣብ መራከቢ ቡዙሃን ብምጽሓፍን ብእዋኑ ክፋኖ ኣብዝጠልብሉ ዘለው እዋን …

Read More »

ተጻዋትይ ኩዑሶ እግሪ ክርስትያኖ ሮናልዶ ብናይ ጾታ ዓመጽ ይኽሰስ

ኣብልዕሊ ናይ ዓለምና ኮኾብ ተጻዋትይ ኩዑሶ እግሪ ክርስትያኖ ሮናልዶ ዝውርድ ዘሎ ናይ ጾታ ዓመጽ ክሲ ንቡዝሓት መዎልቱ ዝኮና ትካላት  ከተሓሳስበን ጀሚሩ። ከምዝፍለጥ  ኣመሪካዊ ከትራን ማዮርጋ  ብ Me too ዝፍለጥ ጎስጋስ ተሓጊዛ ክርስትያኖ ኣብ ላስ ቬጋስ (ኣሜሪካ) ኣብ ፓልማስ ዝተባህለ ሆተል ኣብ ልዕሊኣ ብሓይሊ ጾታዊ ዓመጽ ከምዝፈጸመን  ነቲ ኩነታት ንከይዛረብ ብዝተውህበቶ 375000 ዶላር ናብ ፖሊስ ከይትከስስ ከምዝተገብረ ብምባል እያ ዳግማይ ናይ …

Read More »

ኣልስቫንስካ (allsvenskan)

ብ ኣልስቫንስካ  ዝጽዋዕ ውድድር ኩዑሶ እግሪ ሽወደን፣ 16 ጋንታታት ብምስታፍ ውድድሩ ኣብ ምስልሳል ዝርከብ ኮይኑ። ነዚ ውድድር ብ ሓለቃ ጋንታ ኤርትራዊ ሽወደናው ሄኖግ ጎይቶም ትምርሕ ጋንታ ኣይኮ (AIK) ብ 58 ነጥቢ እብ ምምራሕ ትርከብ። ኣብዚ ውድድር ሓለቃ ጋንታ ሄኖግ ጎይቶም 13 ጎላት ብምብርካት ን ጋንትኡ  ዓቢ ኣስተዋጾ ኣብ ምብርካት ይርከብ። ከምዝፍለጥ ጋንታ ኣይኮ ኣቀዲማ እውን ነዚ ሕጂ ምስ ጀርመናዊት ጋንታ …

Read More »

ሙሪንሆ በቲ ጸቕትታት ኣይተረበሸን

  ናይ ሆሰ ሙሪኖሆ ስራሕ ኣብ ሓደጋ ኣሎ ተባሂሉ ድሕሪ ድኹም ውጽኢትን ተገራጫዊ ኣርእስትን ኣብዚ እዋንዚ ነቲ ናይ ማንቸሰር ዩናይትድ ዓላማይ ኣብቲ ናይ ማንቸስተር ዩናይትድ ቻምፕዮን ሊግ፡ ሓያል ግጥም ምስ ቫለንስያ ይጽበዮ ኣሎ። ናይዚ ወርሓትዚ ናይ ማንቸስተር ዩናይትድ ምጅማር ደስ ዘብል ኣይነበረን። እቲ ናይ ሰንበት ምስ ወስት ሃም እተገብረን ብስዕረት እተዛዘመን ግጥም፡ ኣብቲ ናይቲ ፕረምየር ሊግ ግጥሚ ሳልስይ እዩ ነይሩ፡ …

Read More »

ወሳኒት ሸቶ ብ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ሄኖክ ጎይትኦም

ሄኖክ ጎይቶኦም ኣብ ርእሱ ክልተ ድምጺ ጥራይ ነይሩዎ፥ ሓንቲ ኣሉታዊት፡ ሓንቲ ድማ ኣዎንታዊት ንሓንቲአን ጥራይ ሰሚዑኢ ኣብታ ካልአይቲ ፍርቂ ጸወታ ሓንቲ ድምጺ ጥራይ ነይራትኒ፡ ንሳ ድማ ”ነዚኣ ወስና” እትብል እያ ዝነበረት። ይብል እቲ ናይ  AIK ናይ ደርቢ ጅግና ድሕሪ ኣንጻር ሃማርቢ ዝሰዓበ 1-0 ስዕረት። ሄኖክ ጎይቶኦም ምልስ ኢሉ በቲ ናይ መበል 14 ደቒቕ ናይ ሪጎረ ስሕታን ተስፋ ብምቝራጽ ጨዲሩ። ብድሕርዚ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com