Thursday , April 25 2024

ባህሊ

ሓንቲ ዓለም . . . . ብኣማኑኤል ሳህለ . . . .ዘመነ ጻህያይን ክርዳድን (Survival of the Unfittest)

ንኹሉ ገግዜኡን ዘዘመኑን ኣለዎ። ለባም ዝኸብረሉ ዘመን ኣሎ፡ ለባም ዚነዓቐሉ ግዜ ድማ ኣሎ። ዓሻ ዝሕብኣሉ ዘመን ኣሎ፡ ዓሻ ኣብ ዙፋን ጠቢባን ዚድይበሉ ግዜ ድማ ኣሎ። ለባማት መራሕቲ፡ ከም ርህሩህ ጓሳ ንህዝቦም ዚጓስዩሉ ግዜ ኣሎ፡ እኩያት መራሕቲ፡ ከም ዕሱብ ጓሳ ንህዝቦም ዘጥፍኡሉ ግዜ ድማ ኣሎ። ብፍላይ፡ ሕማቕ ግዜ ኪፍጠር ከሎ፡ ወድሰብ ድማ መሬት ከም ዓይኒ መርፍእ ክትጸቦ ከላ፡ ሽዑ ዚፍጠሩ ወይ …

Read More »

ሎቬን፡ ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ዝረአ ምፍልላይ፡ ብጣዕሚ ከም ዘሕዘኖ፡ ገሊጹ

ኣብዚ ሰሙን’ዚ፡ ብማዕከን ዜና ዳገንስ ዝተቃልሐ፡ ንጉዳይ ናይተን ኣብ መላእ ሽወደን ዝርከባ ኣገልግሎት ጥዕና ዝህባ ትካላት፡  ሽወድናዊ ዓሌት ዘለዎ ዶክተር ወይ ሓኪም ስኒ ጥራይ ንኽመርጹ ዘኽእል ዕድል፡ ንተገልገልቲ ብምፍጣረን ኣመልኪቱ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ግብረ መልሲ ከምዝሃበ ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ነዚ ዜና ምስ ኣንበብኩ፡ ውሽጠይ ከም ገለ ገይሩኒ፡ ብጣዕሚ ዘፈንፍን እዩ። ኣንጻር ዓሌትነትን ዘኖፎብያን ቃልስና ከነቋርጽ ከምዘይብልና ድማ …

Read More »

እንታይ ይመስለኩም- ቅንኢ

Read More »

ሓንቲ ዓለም. . . ብኣማኑኤል ሳህለ. . . ካብ ባህሊ ተጠንቀቑ! (Beware of Culture!)

ብሓደ ዝነብሩ እኩባት ሰባት ወይ ማሕበረሰብ ዚኽተሉዎ ክብርታት ወይ ወግዕታት ኣለዎም። ሰብ ኪሞቶም ከሎ እንታይ ይገብሩ? ከመይ ጌሮምከ ይቐብሩዎ። ተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ኪወርዶም ከሎኸ? ኪሰትዩን ኪበልዑን ከለዉ እንታይ ኣቕሓ ይጥቀሙ? ክዳን ሰብኣይን ክዳን ሰበይትን ፍልልይ ኣለዎዶ? ሓንቲዶ ወይስ ብዙሓት ኣንስቲ እዮም ዘእትዉ? ንሓሶትን ስርቅን ቅትለትን ብኸመይ መገዲ ይርእዩዎ? ነውሪ ዝብሉዎኸ ከመይ ዝበለ እዩ? ነየናይ ናይ ሰብ ተግባር ኢዮምከ ከም ጅግንነት ወይ …

Read More »

ኣብ እዋኑ ክፍለጥ ዘይከኣለ ናይ ደም ምርጋእ ኩነታት

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ማርክ፡ ኣብ እትርከብ ማእከል ጥዕና፡ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክትረክብ ዝጸንሐት ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ፡ ናይ ምስትንፋስ ጸገም ኣለኪ ተባሂላ፡ ሓገዝ መስተንፈሲ ማሺን ክግበረላ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ኩነታት ጥዕናኣ ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝበኣሰ ብምስግጋሩ፡ ንዝለዓለ ሕክምናዊ ኣገልግሎት፡ ናብ ሆስፒታል ከም ዝተሰጋገረትን፡ መርመራታት ምስ ተገብረላ ድማ፡ እቲ ጸገም ከምቲ ዝተባህለ ዘይኮነስ፡ ኣብ ክልቲኡ ሳንቡኣ፡ ዝረገአ ደም ከምዘለዋ ተፈሊጡ ብምባል፡ ጋዜጣ ቦሮሽ ቲድኒን …

Read More »

ህንዳውያን: ብዛዕባ ጾታዊ ርክብ ናይ ምዝራብ ልማዲ: የብሎምን ተባሂሉ

ዝበዝሓ ኣብያተ ትምህርቲ ህንዲ: ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ጾታ ፕሮግራም: ከም ዘይብለንን እዚ ጒዳይ ኣብ ወለዲ እውን ከም ዘይዝረበሉ ኣስልጣኒት ጒዳያት ጾታዊ ርክብ: ፓላቪ ባርንዌል: ምስ ወኪል ቢቢሲ ኣብ ዝገብረቶ ጻንሒት ገሊጻ። ኣብ ጭው ዝበለ ዓቃባዊ ስድራቤት ዝዓበየት ፓላቪ: እዚ ባህሊ: ብዛዕባ ጾታዊ ርክብ ክትመራመርን መወዳእትኡ በዓልቲ ሞያ እዚ ስነፍልጠት ክትከውን ከም ዝደረኻን ትገልጽ። ኣዲኣ: ኣብ ፈለማ ዓመታት ሓዳራ ምስ ካልእ …

Read More »

ዩኒቨርስቲ ዮቶቦሪ፡ ኣብ እዋን ፈተና ዝግበር ዓሎቕ እናዛየደ ምምጽኡ፡ ገሊጻ

ቅልውላው ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ ናይ ርሕቀት ትምህርቲ ተኸቲሉ፡ ኣብ ዮኒቨርስቲ ዮቶቦሪ፡ ተርእዮታት ዓሎቕ እናዛየደ ይመጽእ ምህላዉ ዮቶቦሪ ፖስተን ዝተባህለት ጋዜጣ ሓቢራ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ዓመተ 2019፡ ዝተመዝገቡ ናይ ዓሎቕ ፍጻሜታት 102 ክኾኑ እንከለዉ፡ ኣብ ዓመተ 2020 ድማ እቲ ቁጽሪ ናብ 250 ክብ ኢሉ ከምዝነበረ ይዝከር።  ኣብዚ ዓመት’ዚ ድማ፡ ኣብ እዋን ጽድያ ጥራይ፡ 199 ናይ ዓሎቕ ፍጻሜታት ከም …

Read More »

እንታይ ይመስለኩም? ኣብ ስደት ከመይ ኣለና?

Read More »

ኤድ ሺራን: ምውላደይ ካብ ሕማቕ ኣመላት ክዕቀብ ሓጊዙኑ

ህቡብ ደራፋይ ኤድ ሺራን: ሊራ ዝሰመያ ጓል: ድሕሪ ምብኳሩ ኣብ ህይወት ዝጸንሖ ኣጠማምታ ፈጺሙ ከም እተቐየረ ገሊጹ። “ፍቕረይ: ቼሪ: ከም ዝጠነሰት ምስ ነገረትኒ ኣብ ህይወተይ ሓድሽ ንፋስ ክነፍስ ጀሚሩ። ብዛዕባ ዝበልዖን ዝሰትዮን ከይተረፈ እየ ክጥንቀቕ ጀሚረ። ኣልኮል ምስታይ ገዲፈዮ: ስሩዕ ምንቅስቓስ ኣካላት ከኣ ጀሚረ” ክብል ን ቢቢሲ ሬድዮ ዋን ኣብ ዝሃቦ ቃለመሕትት ሓቢሩ። ብዘይካዚ: ኣቦ ምዃን ጻዕረኛ ሰራሕተኛ ንክኸውን ከም …

Read More »

ሓንቲ ዓለም…..ብ ኣማኑኤል ሳህለ….. ሰለስተ ባህርያት ወድሰብ (Three Faces in the Mirror)

ወድሰብ፡ ሰለስተ መሰረታውያን ባህርያት ሒዙ ኢዩ ኣብዛ ዓለም ዚንቀሳቐስ። ንሳተን ከኣ፤ እንስሳዊ ሰብኣዊ መንፈሳዊ   ኢየን።   እንስሳዊ ባህርያት፥ ካብ እንስሳ ዝወረስናዮ ባህሪ ኢዩ። ሰብ ብስነህይወት ወይ ባዮሎጂ፡ ካብ እንስሳ ኣይፍለን ኢዩ። ነዚ ንምርግጋጽ ከኣ ነቶም ኣብ ጫካታት ዚነብሩ ሰባት ተዓዘቡዎም። ከምኡ’ውን ነዞም ኣምላኾም ረሲዖም ንወድሰብ ከብክዩ ዚውዕሉ ዘለዉ ገዛእትን ስሱዓት ፈተውቲ ገንዘብን ተመልከቱዎም። እንስሳዊ ባህርያት፡ ኣብ ባእስን፡ ሓይልን፡ ስዕረትን፡ ኣብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com