Friday , March 29 2024

ባህሊ

ፍልስፍናን ሕብረተሰብን ብናስሮቪች

Read More »

ዜጋታት ሩስያ፡ ንጠፈርተኛ ዩሪ ጋጋሪን፡ ዘለዎም ክብሪ ይገልጹ

ሩስያዊ ጠፈርተኛ፡ ዩር ጋጋሪን፡ ቅድሚ 60 ዓመታት ንፈለማ እዋን ናብ ጠፈር እተጓዕዘ ሰብ እዩ። ንስለ ክብሩ፡ ብህይወቱ እናህለወ ብርክት ዝበለ ሓወልቲን ካልእ ህዝባዊ ስነጥበባዊ ስርሓት ከም እተበርከተሉ ይፍለጥ። ኣብ ሩስያ ኣዝዩ ዝለዓለ ክብሪ ካብ ዝወሃቦም ሰባት ሓደ ዝኾነ፡ ጋጋሪን፡ ኣብ ማእከል ከተማ ሞስኮ፡ ኣደባባይ ለኒንስኪ፡ ከምኡውን ኣብ 1969 ብ ስነጥበባዊ ዩሪ ኮሮሌቭ ዝተሃንጸ ሞዛይክ ሓዊስካ፡ ዩሪ ጋጋሪን፡ ሃገራዊ ጅግና ዘስምዮ …

Read More »

መሓዙተይ!

ሓቀኛ ዛንታ ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ካልኣይን መወዳእታን ክፋም “ከምዚ ከዕልለካ ዝጸናሕኩ እዩ። ክሳብ ሳልሳይ ዓመት ኣብ ጽቡቕ ኩነታት’የ ነይረ፡ ዳሕራይ ግን ኣንፈተይ ጠፊኡ፣ ኩሉ ተሓዋዊሱኒ…” ናብ ድሕሪት ተመሊሳ ብትካዘ ኣዕለበጠት። “እንታይ ዝበለ ዕንቅፋት ድዩ ኣጋጢሙኪ?” ንኣስታት ክልተ ሰዓት ልባ ኣውዲቓ፡ ብርግኣት ከተዕልለኒ ከም ዘይጸንሐት ሃንደበት ኣብ ዓሚቕ ምስቁርቋር ምእታዋ፡ እቲ ንኹሉ ዝጸውር ሞራላ ተተንኪፉ ከይከውን ሰጋእኩ። “ኣብ ካልኣይ ዓመት ኣብ ዝነበርኩሉ …

Read More »

ታንዲ ኒውተን፡ ናብ መበቆላዊ ዚምባብያዊ ኣጻሕፋ ስማ፡ ክትምለስ ከም እትደሊ ትገልጽ

ስማ ነቲ ብጽልዋ ቋንቋ እንግሊዝኛ፡ ታንዲ፡ Thandie ተባሂሉ ዝጸሓፍ ዝጸንሐ ስማ ብምቕያር ናብቲ መበቆላዊ ዚምባብያዊ ኣጻሕፋኡ Thandiwe ክእረም ክትገብር ምዃና ገሊጻ’ላ። ካብ 1991 ጀሚራ፡ ኣብ ፊልሚ ዓለመ ካብ እትኣቱ ጀሚራ፡ ክወሃባ ዝጸንሐ ኣፍልጦ ተዋሳእነት (ክረዲት) ብምልኡ በዚ ግጉይ ኣገባብ ምስናዱን እንተኾነ ግና በዚ ሓድሽ ኣጻሕፋ ክእረም ከም እትገብር ገሊጻ’ላ። ንሳ “ስመይ ብግቡእ ዝጸሓፈሉ ኣገባብ እዚ እዩ” ኢላ’ላ። ታንዴዊ፡ ኣብ ሆሊዉድ …

Read More »

መንግስቲ ዱባይ፡ ዕርቃነን ቐሊዐን ዝተሳእላ ደቀንስትዮ፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእቱ

ኣብ ከባቢ፡ ማሪና ዱባይ፡ ዕርቃነን ቀሊዐን ክሰኣላ እተረኽባ ደቀንስትዮ፡ ብምጥሓስ ስርዓት ሕብረተሰብ፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታወን ተገሊጹ። እዚ ብቐዳም ብመንገዲ ማሕበራዊ መራኸቢታት እተለጠፈ ስእሊታት፡ ዕርቃነን ዝወጻ ደቀንስትዮ፡ ስእሊ እናተላዕላ ዘርኢ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ካብዘን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትየን ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ፡ እተን 11 ዩክሬናውያን ዜጋታት ምዃነን ቆንስል ዩክሬይን ንቢቢሲ ሓቢሩ’ሎ። ሓንቲ ሩስያዊት እውን ካብዘን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተዋ ደቂኣንስትዮ ምዃና ማዕከናት …

Read More »

ጂሚ ኦክሶን፡ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዑ

ኣብ መንጎ መራሕቲ ሰልፍታት ዝተኻየደ ንመጠን ተኣማንነት ዝምልከት ምርጫ፡ መራሒ ሰልፊ ስቬርያ ዲሞክራትና ዝኾነ፡ ጂሚ ኦክሰን፡ ንፈለማ ግዜ ኣብ መበል ካልኣይ ደረጃ ምስርዑ ኣፍቶንብላደት ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብቲ ብመንገዲ ኦንላይን፡ ዝተኻየደ ምርጫ፡ 1100 ሰባት ከምዝተሳተፉን፡ ጂሚ ኦክሰን፡ ንመራሒ ሰልፊ ሞደራትና ዝኾነ ኦልፍ ክሪስተርሾን 48% ተኸቲሉ ብ 36%  ኣብ ካልኣይ ደረጃ ከምተሰርዐን፡ ሓላፊ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትና፡ ስቴፋን ሎቬን …

Read More »

በዓልቲ ቤት መዋቲ ንጉስ ዙሉ፡ ስልጣን ንግስነት ትርከብ

ኑጉሳዊ ቤተሰብ ዙሉ (ደቡብ ኣፍሪቃ)፡ ሓድሽ ንጉስ ክሳብ ዝምረጽ፡ ንሳልሰይቲ በዓልቲ ቤት መዋቲ ንጉስ (ጉድዊል ዝወሊቲኒ)፡ ስልጣን ንግስነት (ንግስቲ) ክትርከብ ወሲኑ። ንግስቲ፡ ማንትፎምቢ ማድላሚኒ-ዙሉ፡ ካብ 1977 ጀሚራ ሰይቲ ንጉስ ምዃናን ናይ “ዓባይ በዓልቲ ቤት” መዓርግ ሒዛ ምጽንሓን እቲ ንጉሳዊ ቤተሰብ ገሊጹ። በዚ መሰረት ሓደ ካብ ደቃ ንጉስ ከይኮነ ኣይተርፍን ዝብል ግምታት ይናፈስ ምህላዉ ተፈሊጡ። ኣብ 72 ዕድሜኡ ብሕማም ሽኮር ዝዓረፈ፡ …

Read More »

ኣብ ቀብሪ ማጉፉሊ: ብዘጋጠመ ጽቕቅጥ: ሓሙሽተ ኣባላት ሓንቲ ስድራቤት ይሞቱ

ሓሙሽተ ኣባላት ሓንቲ ስድራቤት: ኣብ ቀብሪ ማጒፉሊ ብዝነበረ ጽቕቅጥ ከም ዝሞቱ ወኪል ቢቢሲ ካብ ዳር’ሰላም: ሳልም ኪከከ: ገሊጹ። ሬሳ ማጉፉሊ: ናብ መዕረፊኡ ቅድሚ ምኻዱ ኣሽሓት ዜጋታት ኣኽብሮቶም ንምግላጽ ብሰንበት ኣብ: ኡሁሩ ኣታድዬም: ዳር’ሰላም ተኣኪቦም ከም ዝወዓሉ ድማ ወሲኹ ሓቢሩ። ደኒስ ሞትዋ: በዓልቲ ቤቱ፥ ክልተ ደቁ፥ ክልተ ደቂ ሓብቱን ከም ዝሞቱዎ ፥ ኣብ ቤቶም ትኽድም ዝነበረት ሰብ እውን ደሃይ ከም ዘይብላ …

Read More »

Harmony Media News 22/03/2021

Read More »

ግብጻዊት ጸሓፊት፡ ነዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ዓሪፋ

ብደፋር ብርዓ እትልለ፡ ግብጻዊት ተጣባቒት መሰል ደቀንስትዮ፡ ነዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ኣብ መበል 89 ዕድሜኣ ዓሪፋ። ሓያልን ሓደገኛን ሰብ ኢኺ” ይብሉኒ፡ ኣነ ኸኣ እብሎም –ሓቂ እንድየ ዝዛረብ ዘለኹ፡ ሓቂ ኸኣ ብባህሪኣ ሓያልን ሓደገኛን እንድኣላ ይብሎም ነይረ ክትብል ኣብ ሓደ እዋን፡ ነዋል፡ ተዛሪባ ነይራ። ዶ/ር ናዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ኣብ ዘመነ ህይወታ ብርክት ዝበሉ ንመሰል ደቀንስትዮ ማእከል ዝገበሩ ዓበይቲ ልብወለዳት፡ ዓንቀጻት፡ ታሪኽ ህይወትን ካልእን ጽሑፋት …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com