Friday , March 29 2024

ቃለ መሕትት Interview

ፖሊስ ሽወደን ቆልዑ ኣብ ኢድ ገበነኛታት ይኣትዉ ከምዘሎዉ ሓቢሩ።

ፖሊስ ሽወደን ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑት ብጉጅለታት ገበን ወንጄል ንኽሰርሑ ይደፋፍኡን ይኽተቡን ከም ዘለውሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ኣብ ከምዚ ዝዓይነቱ ንጥፈት ግዳያት ዝኾኑ ዘለው ቆልዑ ክሳብ 12 ዓመትዝዕድሜኦም ስለ ዝርከብዎም እቲ ጉዳይ ዝያዳ ኣሻቃሊ ጌርዎ ከም ዘሎ እቲ ናይ ፖሊስ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።ፖሊስ ብተወሳኺ ነዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ሓደገኛ ምዕባለ ብኣግኡ ንምግታእ ወለድን ሕብረተሰብን ፡ ጻዕርታቶምከዛይዱ ተላብዩ።

Read More »

ግዚያዊ ሕጊ ለበዳ ኮሮና ግዚኡ ዘይሓለወ ተባሂሉ ይንቀፍ ።

መንግስቲ ሽወደን ለበዳ ኮሮና ንምምካት ለበዳ ኮሮና ዝዉዕል ብመልኽዕ ርእይቶ ዝሓለፈ ሰሙን ዘቕረቦ ግዚያዊ ሕጊ ግዚኡ ዘይሓለወ ወይ ከኣ ደንጉዩ ዝቐረበ ሕጊ ምዃኑ ካብ ፖለቲከኛታት ክሳብ ሕክምናዊ ሞያተኛታት ዝርከብዎም ወገናት ነቐፌታ ኣቕሪቦም። እቲ ንመንግስቲ ሽወደን ቅድሚ ሕጂ ብቕዋም ሃገር ዘይተዋህብዎ ስልጣን ኣብዚ እዋን ለበዳ ንምጥቃም ዘኽእልዎ ዝተፈላለዩ ሕግታት ብባይቶ ሃገር ንምጽዳቕ ዘቕረቦ፣ እማመ ኩሉ ነገር ምስ ኮነ ሕጂ ምቕራቡ ንብዙሓት …

Read More »

ሮበርት ልዋንዶውስኪ ብሉጽ ተጻዋታይ፣ የርገን ክሎፕ ብሉጽ ኣሰልጣኒ ዓለም ፊፋ ‘THE BEST’ 2020።

ትማሊ ኣብ ሃገረ ስዊዘርላንድ ከተማ ዙሪክ ኣብ ዝተካየደ ስነስርዓት ሕርያ ብሉጻት ፊፋ 2020። ብ ደቂተባዕትዮ ኣብ ዝሓለፈት ዓመት ካብ 47 ጸወታታት ብድምር 55 ሸቶታት ዘመዝገበ ፖላንዳዊ ኣባል ክለብ ባየር ሙኒኽ ወዲ 32 ዓመት ሮበርት ልዋንዶውስኪ ን ዝሓለፉ 10 ዓመታት ዓብለልቲ እዚ መድረኽ ዝነበሩ ክርስትያኖ ሮናልዶን ልዮነል ሜስን ረቲዑ ብሉጽ ተጻዋታይ ዓለም ፊፋ ‘THE BEST’ 2020 ኮይኑ ክምረጽ ከሎ። ኣሰልጣኒ ክለብ …

Read More »

ዜና መጽሔት News Magazine 04 December 2020

Read More »

ዜና መጽሔት News Magazine 27 November 2020

Read More »

ዜና መጽሔት News Magazine 15 ጥቅምቲ 2020

Read More »

ዜና መጽሔት News Magazine 01 ጥቅምቲ 2020

ናይዚ ሰሙን እዚ መደብ ዜና መጽሔት ኣብዞም ዝስዕቡ ጉዳያት የተኩር፣- 1 . ንሓደሽቲ ተጣየስቲ ሓተቲ ዑቕባ ማለት ኣብ ናይ ምጥያስ ፕሮግራም ንዘሎዉ ተባሂሉ ብምምሕዳራት ናይ ዝዋሃብ ግዚያዊ መንበሪ ገዛዉቲ ብዝምልከት። ዘሎዎ ትርጉምን ሕጋዉነቱን ። 2 . ንምዝዋር መኪና ፍቓድ ንምዉጻእ ኣብ ዝግበር ናይ ክልሰ ሓሳብ ፈተና ካብ ሕጊ ወጻኢ ንዝግበሩ ኣገባባት ብዝምልከት ዝቐረ ሓድሽ እማመ ሕጊ ብዝምልከት። መታሓሳሰቢ፣ ኩሉኹም ኣብ …

Read More »

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter 21 ነሓሰ 2020

Read More »

ትምህርቲ ቛንቛ ሽወደን. SFI NYBÖRJARE

ራብዓይ ክፋል ብ መም ሃገር ተክላይ

Read More »

መደብ 50 ደቓይቕ

ዝርርብ ምስ ዕዉት መንእሰይ ዑስማን ሳልሕ ሰይድ ዓብደላ ዝኾነ ሰብ ካብ ሃገሩ ናብ ካልእ ሃገር ተሰዲዱ ዘጋጥሙ ኩል መዳያዊ ብድሆታት ዉህደትን ማለት ምልላይ ምስ ሓድሽ ባህሊ ቋንቋ ስርዓተ ምሕደራን ካልእን ክስገር ይካኣል ዶ ንዝብል ሕቶ ፣ እወ ይካኣል!! እኳ ድኣ ብፍሉይ ዉልቃዊ ጻዕርታትካን ዘይብጻሕ የለን ብምባል ኣብ ሽወደን ብ 2013 ከም ስደተኛ መጺኡ ኩሉ ኣብ ቅድሚኡ ዝነጸንሖ ብድሆን ዕድላትን ተጠቂሙ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com