Friday , April 26 2024

ኩነታት ኣየር

ኣብ ዝስዕባ መዓልታት ኩነታት ኣየር ኣብ ገለ ክፋል ሽወደን ስጋብ ኣሉታ 30 (-30) ክበጽሕ ከምዝኽእል ይሕበር።

ብ መስረት ሓበሬታ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙናት ጀሚሩ ዛሕሊ ብሙሉእ ሓይሉ ተመልሱ ከምዘሎን ይሕበር። ኪኢላ እዚ ዓውዲ ዝኾነ ሚካኤል ሾስታርን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ኣብ ከባቢታት ስቫላንድን ጎትላንድን (Götaland och Svealand) ካብቲ ዝነብሮ መጠን ኩነታት ኣየር ብምጉዳል ሲጋብ ኣሉታ 5 (-5) ከምዝበጽሕን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሽወደን ድማ ስጋብ ኣሉታ 20 (-20) በጺሑ ከምዘሎ ብምሕባር ስጋብ ዓርቢ ከምዚ ኢሉ …

Read More »

ኣብዘን ክልተ መዓልታት ኣብ መብዝሕትኡ ክፋል ሽወደን በረድ ክህሉ ትጽቢት ይግበር።

ብመሰረት ሓበሬታ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ን ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዞባታት ጎትላንድን (Götaland) ገለ ክፋል ስቨላንድ ( Svealand ) ስጋብ 10 ሰሜ ዝዓቐኑ ብረድ ክህሉ ብሙኻኑ ናይ ቀደማይ ደረጃ መጠንቐቕታ የመሓላልፍ። ከምእውን ሲጋብ 15 ሰሜ ዝዓቐኑ ጻዕቒ ዘልዎ በረድ ኣብ ከባብታት ሰሜናዊ ክፋል Västergötland, inre Dalsland och Jönköping ክህልው ምኻኑ ኪኢላ እዚ ዓውዲ ዝኾነ ላሰ ይሕብር። ካብ ሮቡዕ ጀመሩ ድማ ኣብ …

Read More »

ኣብ መላእ ሽወደን በረድን ዝናብ ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ኣብዚ ዝቕጽል መዓልታት ክህሉ ትጽቢት ይግበር።

ብመሰረት ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ኣብዘን ዝቕጽላ መዓልታት ኣብ ደቡባዊ ክፈል ዝናብ ኣብ ሰሜናዊ ክፍላ ድማ በረድ ክህሉ ሙዃኑ ይትንበ። በዚ መሰረት ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ሽወደን ብፍላይ ዞባታት ጎትላንድን ስቨያላንድ ብብዝሒ ዝናብ ክህሉ ሙኻኑን ዝበረትዔ ብደርጃ መጠንቐቕታ ኣብ ካልኣይ ደርጃ ዝተሰርዔ ውሕጅ ዝዓብለሎ ዝናብ ድማ ኣብ ከባቢታ ምዕራብ ጎትላንድ (Västra Götaland),  ሃላንድs (Hallands), ዮንሾፒንግ (Jönköping), ክሮኖበርይ (Kronoberg) ከምእውን  och በኪንኘ (Blekinge)። …

Read More »

ሓበሬታ ንተቐማጦ ቦሮስ ኣብ ከባቢኹም ዕልቕልቕ ማይ ስለዘጋጥም ዝያዳ ጥንቓቐ ክትገብሩ ይሕበር ።

ብመሰረት ሓበረታ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ከምቢድ ዝናብ ይሃርም ብምህላዉ ኣብ ብዙሕ ቦታታት እዚ ክፋል ድማ ዕልቕልቕ ማይ ኣጋጢሙ ከምዘሎን ብፍላይ ቦረስ ዝያዳ ናይ ዕልቕልቅ ተጥቃዒ ስለ ትኸውን ተቐማጦ እዚ ከተማን ከባቢኣን ዝያዳ ጥንቃቀ ክትገብሩ ኣገልግሎት ሜትሮልጂ ይሕብር።

Read More »

ጽባሕ ሰሉስ ዝሃደኤ ኩነታት ኣየር ከምዝህሉ ኣገልጉለት ሜትሮሎጂ ይሕብር።

ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ጀሚሩ ደንስ ዝተስመየ ህቡብላ ንፋስ ብ ከቢድ ዝናብ ተሰንዩ ኣብ ደቡባዊ ክፍላ ሽወደን ክነፍስ ዕንወት ድሕሪ ምጽንሑ ዕልቕልቕ ማይ ምፍጣሩን ከም ሳዕቤኑን ትራንስፖርት ስጋብ ምቑራጹን ብምጹሑ ብዙሓት ሰባት ከምዘዘናበለ ዝዝከር ኮይኑ. ሎሚ ሰኑይ ብመጠኑ ዝሓሽ ንፋስ ከምዝህሉን ጽባሕ ሰሉስ ድማ ዝሃደኤ ከምዝህሉ በዓል መዚ ሜትሮሎጂ ይሕብር።

Read More »

ሰኣራ “Cearra” ስተሰምየ ማዕበል ንፋስ ሎሚ ሓይሉ ከምዝቕንስ ኣገልግሎት ሜትሮሎጊ ይሕበር።

ሰኣራ “Cearra” ዝተሰምየ ህቦብላ ንፍሳት ኣብ ዝሓልፈ ቀዳመ ሰንበት ን ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ከጥቅዕ ድሕሪ ምቅናዩ ሎሚ ሰኑይ ግን ኣብ ከባቢ ደቡባዊ ክፋልን ዞባ ጎትላንድን ካብቲ ዝነብሮ ፍጥነት ክቕንስ ምዃኑ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ይሕብር። በዚ መስረት ካብ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ናይ መጥንቀቅታ ካብ ደረጃ ሓደ ናብ ደርጃ ክልተ ብምውራድ ሕጅውን ሰባት ዝያዳ ጥንቃቀ ክግበርሩ ብምምካር ብፍልያት ኣብ ዞባ ጎትላንድ ትንብሩ …

Read More »

ሓድሽ ርጉዲ ቀጸላ ኩምራ በረድ ኣብ ከባቢ ኬሮና ካተርይፕክ (Katterjåkk) ተምዝጊቡ።

ካብ ኬሮና 130 ኪሎ ሜትር ንሰሜን ኣብ ዝርከብ Katterjåkk ዝተባህለ ከባቢ ዝተኣከበ ቀጸላ በረድ እቲ ዝረጎደ ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓመታት ምዃኑ ማእከል ሜትሮሎጂ ሽወደን ሓቢሩ። ርጉዲ ቀጸላ ናይ ዝተመዝተበ በረድ ክሳብ 169 ሰንቲ ሜትር ነይሩ። እቲ ዝረጎደ ቀጸላ በረድ ኣብ ጥሪ 1997 ዝተመዝገበ ኮይኑ ሩግዱ ድማ 180 ሰንቲ ሜትር ምንባሩ ይዝከር። ወቕቲ ሓጋይ ናይዚ ጎቦታት ዝመልኦ ኣከባቢ፡ ንፋስን ዝናብን ዝዓብለሎ …

Read More »

ሽወደን ንውጥን ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ክሊማ እምቢታኣ ትገልጽ።

መራሕቲ ኣውሮጳዊ ሕብረት ካብ ፋብሪካታት ዝወጽእ ትኪ ብምጒዳል ኣብ ጒዳይ ክሊማ ናይ 1 ትሪልዮን ክሮና ወፍሪ ክገብሩ ከም ዝደልዩ ተገሊጹ።፡ ኲለን ሃገራት ገንዘብ ክረኽባ ይግብአን እዩ። ሽወደን ናይ 600 ሚልዮን ክሮና ክትረክብ እያ ተባሂሉ’ሎ። መንግስቲ ሽወደን ግና ኣብዚ ኣብያኡ ገሊጹ’ሎ። ኣውሮጳዊ ሕብረት ክንድዚ ዝኣክል ገንዘብ ክስልዕ ኣየዋጽኦን እዩ፥ ስለዚ ድማ ንኻልእ ጒዳይ ክዓቚር ይግብኦ። ኣውሮጳዊ ሕብረት ዘየለ ገንዘብ ከመቓርሕ ኣይክእልን …

Read More »

ምውቕ ኩነታት ኣየር ዝዓብለሎ ኣብዚ ወርሒ ጥሪ ከምዝህሉ ተሓቢሩ።

ምዉቕ ኲነታት ኣየር ኣብ ወርሒ ጥሪ ክህሉ እዩ። ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል ሽወደን ኣብዚ ግዜ ብ ማኣከላይ ገምጋም ስጋብ 6 ድግሪ ሰንትግሬድ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ ኦረብሮ ረቡዕ መዓልቲ ክሳብ 10 ዲግሪ ሰንትግሬድ ዝበጽሕ ሙቐት ምምዝጋቡን ኣብ 162 ዓመታት እታ ዝሞቐት መዓልቲ ምንባራን ተመዝጊቡ። ሕጂ ኣብ ሽውደን ልዝብ ዝበለ ኲነታት ኣየር ኣሎ ክብል ማእከል ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ገሊጹ። ብመሰረት ትንበያ እዚ …

Read More »

ኣብ ኦረብሮ ናይ ሎሚ ወርሒ ጥሪ ካብ 1858 ንደሓር እታ ዝወዓየት ምዃና ተገሊጹ።

ክፍሊ ክሊማ ሽወደን እዛ ወርሒ ጥሪ 2020 ኣብ ኦረብሮ (Örebro) ድሕሪ 1858 እታ ዝወዓየት እያ ክብል ኣፍሊጡ። ትማሊ ኣብታ ከተማ ሙቐት 10.3 ዲግሪ ሼልሰስ ምውዓሉ ድማ ተመልኪቱ’ሎ። እዚ ልዑል ምቖት እዩ፥ እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ከኣ ናብዚ ዞባ ብዝነፍሱ ዘለዉ ንፋሳት እዩ ክብል በዓልሞያ ሜትሮሎጂ ሽወደን ኒትዛን ኮሄን ሓቢሩ’ሎ። እዚ ኲነታት ኣየር ክሳብ ቀዳም ምሸት ከም ዘለዎ ክቕጽልን ካብኡ ንደሓር እናዘሓለ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com