Friday , March 29 2024

ኩነታት ኣየር

Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 2019 03 11

Read More »

ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 2019 03 08

Read More »

መጠንቀቅታ ካብ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ

ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ንዘወርቲ መካይን ቀዳማይ ደረጃ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፉ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣብ መብዛሕትኡ ክፋላት ሽወደን ብፍላይ ድማ ዞባ ደቡብ Värmland and Dalarn ሓደ ቼንቲሜትሮ ዝድርዑ ውርጪ ክወድቕ ስለዝኾነ ኲሎም ሰብ ተሽከርከርቲ ኣድላዪ ጥንቃቕ ክገብሩ ኣጠንቂቑ።

Read More »

ዝርገሐ ድጓሕ ሓጋይ( vinter kräkningar ) 40% በጺሑ።

ብመሰረት ሓበሬታ ስታቲስቲክስ ክንክን ጥዕና ፕሪቭያ ኣብተን ፈለማ ሒደት ሳምንቲ ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት ብምኽንያት ድጓሕ ሓጋይ( vinter kräkningar ) ብሕማም ካብ ስራሕ ናይ ዝበዂሩ ሰባት ቊጽሪ ብናህሪ ምውሳዂ፥ ብኣንጻሩ ድማ ናይ ሕማም ሰዓል ቊጽሪ ንታሕቲ ምውራዱ ተገሊጹ። ብመሰረት እዚ ስታቲስቲክስ ሕማም ደጒሒ ሓጋይ ( vinter kräkningar )ናይ ዝሓዞም ሰባት ቊጽሪ ምስ ናይ ዓሚ ብምውድዳር ዝለዓለ መጠን ሒዙ 40%ሚእታዊት በጺሑ’ሎ። …

Read More »

ዜናታት ሸወደን ብቛንቋ ትግርኛ 05 የካቲት 2019

1. ኩባንያ መጉዓዚያ ባቡር ክልተ ኣባላት ሓለዋ ብዝፈጸምዎ ጉጉይ ኣገባብ ስራሕ ካብ ስራሕ ደዉ ኣቢሉ ። 2. ነፋሪት ዝዓገተት ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰል ሽወደናዊት መንእሰይ ኣብ ቤት ፍርዲ ተኸሲሳ።

Read More »

ማእከል ሜትሮሎጂ ሽወደን መጠንቀቅታ የውጽእ።

ማእከል ሜትሮሎጂ ሽወደን ኣብ ብዙሓት ዞባታት ሽወደን ብርቱዕ ማዕበል ውርጪ ክወርድ ከም ዝኾነን እዚ ውርጪ ርጒዱ 20 ቼንቲሜትሮ ክበጽሕ ከም ዝኽእል ገሊጹ”ሎ። ብሰንኪ እቲ ማዕበል ውርጪ ጐደናታት ኣሸገርቲ ከም ዝኾኑ እቲ ማእከል ኣጠንቂቑ’ሎ። እቲ ማዕበል ውርጪ ካብ ደቡብ ሽወደን ከም ዝብገስ ምብራቓዊ Svialand ኣብ ዝበጽሓሉ ዓርቢ መዓልቲ ከኣ ንግሆ ብርቱዕ ንፋስ ክህሉ ምዃኑ እቲ ማእክለ ወሲኹ ኣብሪሁ’ሎ። ኣብ ስቶክሆልም ኢፕሳላን …

Read More »

ኣብ መላእ ሃገር ሽወደን ውርጪ ይወድቕ ምህላዉ ተገሊጹ።

ዋላኳ ወቕቲ ሓጋይ እንተሃለወ ኣብ መላእ ሃገር ሽወደን ውርጪ ይወድቕ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ ዞባታት ደቡብ ዝመክኽ በረድ ብቕጽበት ከም ዝበርድ፥ ኣብ ሰሜናዊ ዞባ እምባታት Naimaka ትማል ለይቲ እቲ ዝተሓተ መጠን ዛሕሊ ማለት ኣሉታ 39.3 ተመዝጊቡ ምህላዉ ተፈሊጡ። ብመሰረት ማእከል ሜትሮሎጂ ውርጪ ክሳብ ጽባሕ ምውዳቕ ክቕጽል እዩ። ኣብቲ ኣዝዩ ቈራሪ ሰሜናዊ ዞባ ምንም ውርጪ የለን። ኣብ ደቡባዊ ዞባ Sakonah ከሙኡውን Haland …

Read More »

ጥሪን ለካቲትን ቈረርቲ ኣዋርሕ ክኾና እየን ተባሂሉ።

ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ምስ ዛሕሊ ዝተኣሳሰረ ምድልሃጽ ተሽከርከርቲ ክህሉ ከም ዝኽእል’ውን ተገሚቱ’ሎ። ትካል ሜትሮሎጂ ዴንማርክ ዲኤም ኣይ ኣብ መጋቢት ጸሓይ ክትወጽእ ምዃና ብዘተኣማምን ደረጃ ግና ሚያዝያ ክትክሰት ምዃና ገሊጹ’ሎ። መፋርቕ ወርሓ ጥሪ ኣብ መላእ ሽወደን ትሕቲ ባዶ ክልተ ዲግሪ ሴልሴስ ኣስሓይታ ክረአ ምዃኑ ኣብ ወጋሕታን ምሽትን ዛሕሉ ክረአ ምዃኑ ተሓቢሩ። ካብዚ ወጻኢ ዝተፈልየ ኲነታት ኣየር ኣይክህሉን እዩ ይብል ጸብጻብ ዲኤምኣይ። …

Read More »

ዝሓለፈ ዓመት ናይ ምጓዓዝያ ባቡራት ብዙሕ ምግንጓይ ምርኣየን ተገሊጹ።

ዓሰርተክልተ ሚእታዊት ወይ ብሓርፋፍ ግምት 100 ሽሕ ዝኾና ባቡራት ልዕሊ ሓሙሽተ ደቓይቕ ደንጒየን ወይ ጒዕዞአን ሰሪዘን ምንባረን እዩ ዝግለጽ ዘሎ። እዚ ካብቲ ቅድሚ ዓሚ ዝነበረ ዝገደደ ምድንጓይ ዝተራእየሉ ምንባሩ ዝተመልከተ ኮይኑ ማሕበር ትራንስፖርት ሽወደን እዚ ኣብ ዓመተ 2019 ንኸይረአ ኩሉ ዝከኣሎ ክገብር ምዃኑ ቃል ኣትዩ’ሎ። “በዚ ዘሎ ኣሃዛት ሕጒሳት ኣይኮንናን ብርግጽ። ካብቲ ኣቐሚጥናዮ ዘሎና ሽቶ ኣዝዩ ዝተሓተ እዩ። ኣብ 2020 …

Read More »

ሰኑይ ምሸት ንሰማይ ምንቅዕራር ኣይትረስዑ።

ኲነታት ኣየር እንተፈቒዱ ደም እትመስል ክንዲ ዓውዲ ትኸውን ወርሒ ክትርእዩ ኢኹም። መዘኻኸሪ፥ እቲ ንምርኣዩ ዘገርም ምሉእ ምግራድ ወርሒ ኣብ 2029 እዩ ከጋጥም ተባሂሉ ተቐሚሩ’ሎ። ወጋሕታ ሰኑይ ምሉእ ምግራድ ወርሒ ከጋጥም እዩ። ምልእቲ ወርሒ ብመሬት ምሉእ ብምሉእ ክትጋረድ እያ። እዛ ወርሒ ከምተን ካልእ ግዜ እንርእየን ዘይኮነ ክንዲ ዓውዲ እትኽወን ገዛፍ ወርሒ ኣያ ክትከውን። ናይዚ ዓመት ጠፈራዊ ክስተታት ክከታተሉ ንዝደልዩ ማእከል ሳየንስ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com