Thursday , April 18 2024

ውህደት

ኡጋንዳ . . . ሓደ በጻሒ፡ ብሓርማዝ ተቐቲሉ

ኣብ ኡጋንዳ፡ ናብ መካነ እንስሳ ዘገዳም ምብጻሕ ዝፍጽም ዝነበረ ቱሪስት፡ ካብ መኪናኡ ብምውራዱ ብሓርማዝ ተረጊጹ ህይወቱ ከም ዝሓለፈ ተገሊጹ። እዚ ዜጋ ናይ ስዑዲ ዓረብ ዝኾነ በጻሓይ፡ ምስ ብጾቱ ብምዃን ኣብ ኣሩዋ ኣብ ዝርከብ መንጫዕጫዕታ ሃገራዊ ፓርክ ጸኒሖም፡ ዕረፍቲ ኣብ ዝወስዱሉ ዝነበሩ እዋን እዩ እቲ ድንገት ኣጓኒፍዎ። ዕስለ ሓራምዝ፡ ናብ መዋታይን ብጾቱን ሓደጋ ምስ ወደቕዎም፡ ፋሕ ኢሎም ክሃድሙ ኣብ ዝፈተኑሉ እዋን …

Read More »

ባይደን፡ ንሓንቲ ጸላም ኣመሪካዊት፡ ኣባል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንኽትከውን ሓጽይዋ

ጆ ባይደን፡ ንሓንቲ ጸላም ኣመሪካዊት፡ ኣባል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንኽትከውን ከም ዝሓጸያ ዋይት ሃውስ ኣፍሊጡ። እዛ ሓዳስ ተሰያሚት፡ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን፡ ሰነ ጡረታ ክወጽእ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘሎ ሊበራላዊ ዳኛ፡ ስቲፈን ብራየር፡ ከም እትትክእ ተገሊጹ’ሎ። እንተኾነ ብራያን፡ ናይ ጡረታ ውጥኑ ገና ብዕሊ ከም ዘይተረጋገጸ እዩ ዝግለጽ ዘሎ። 51 ዓመት ዝዕድሜኣን ናይ ሚስተር ብረየር ክኢላ ሕጊ ዝነበረትን፡ ኬታንጂ ብራውን ጃክሰን፡ ነዚ …

Read More »

ናብ ትግራይ፡ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፡ ሓገዝ ቀይሕ መስቀል ኣትዩ

ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ንመጀመርታ እዋን ሕክምናዊ ረድኤት ናብ ትግራይ ምእታዉ ኣህጒራዊ ኮሚተ ቀይሕ መስቀል ገሊጹ። እዚ ዓብዪን ተስፋ ዝህብን ምዕባለ እዩ ክብል ኣወሃሃዲ እቲ ኮሚተ ወሲኹ ሓቢሩ’ሎ። እዘን ኣገደስቲ ኣፋውስ ዝጸዓና ነፈርቲ፡ ሎሚ ረቡዕ ናብ ርእሰ ከተማ ክልል ትግራይ፡ መቐለ፡ ምእታወንን ተወሰኽቲ ሓገዛት ብኣየርን ጽርግያን ኣብ ዝቕጽላ መዓልታት ክኣቱ ምዃኑን እቲ ኮሚተ ወሲኹ ገሊጹ’ሎ። ትግራይ ብሰንኪቲ መበል 15 ወርሑ ሒዙ …

Read More »

ስዑዲ ዓረብ፡ ምስ ታይላንድ ዝጸንሓ ምስሕሓብ ፈቲሓ

ስዑዲ ዓረብን ታይላንድን ብምክንያት ዝተሰርቁ ክቡራት ኣዕናቚን ቅትለታትን ን30 ዓመታት ዝጸንሐ ምስሕሓብ ምፍትሐን ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ታይላንድ፡ ፕራዩት ቻን-ኦቻ፡ ናብ ርእሰ ከተማ ስዑዲ ዓረብ ምብጻሕ ምፍጻሙ፡ መርኣያ ምቕጻል ዲፕሎማስያዊ ርክባተን እዩ ተባሂሉ። ኣብ 1989 ሰራሕተኛ መስፍን ስዑዲ ዓረብ ዝነበረት ታይላንዳዊት ሰራሕተኛ ጽሬት 50 ካራት ኣልማዝ ካብ ቤቱ ምስራቓን ድሕሪ’ዚ ብርክት ዝበሉ ስዑዳውያን ሰብመዚ ኣብ ርእሰ ከተማ ታይላንድ ባንኮክ ምቕታሎምን ቀንዲ …

Read More »

ኣመሪካ፡ ንፑቲን ክትእገድ ከም እተኽእል ኣጠንቂቓ

ሩስያ ንዩክሬይን እንድሕሪ ወሪራ፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ሩስያ፡ ቭላደሚር ፑቲን፡ እገዳ ክትገብር ምዃና፡ ጆ ባይደን፡ ኣጠንቂቑ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ሩስያ ናብታ ካብ ዶባታ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ እትርከብ ሃገረ ዩክሬይን እንድሕር ወራር ፈጺማ፡ ኣብ ዓለምና ዝየድሊ ከቢድ ሳዕቤን ክወርድ ከም ዝኽእል፡ ባይደን፡ ኣመልኪቱ’ሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ሃገራት ምዕራብ፡ ሩስያ ወራር እንድሕሪ ፈጺማ፡ ከቢድ ዋጋ ከኽፍላ ከም ዝኽእል ኣብ …

Read More »

Harmony Media News 26/01/2022

Read More »

ሓደ ቢልዮን ክሮነር፡ ንመሕወይ ናይ ካሕሳ ሓገዝ

ካል ማሕበራዊ ውሕስነት ሽወደን ማለት ፎርሸክሪንካስሳን፡ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት፡ ንደሞዝ ናይ ዝኸፈሎ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ክሮኖር ዝግምገም ካሕሳ ክወሃቦ ሓቲቱ ክብል ኤስ. ቪ. ቲ. ኒሀተር ጸብጺቡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ፡፡ ኣብ ዓመተ 2020 ን 2021ን ጥራይ ልዕሊ 460 ሚልዮን ክሮኖር በጺሑ ከምዝነበረን እዚ ድማ ካብ `ቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ዓመታት ኣጸቢቑ ከም ዝዛይድን እቲ ጸብጻብ ብተወሳኺ ኣነጺሩ፡፡ ትካል ማሕበራዊ …

Read More »

ኢራን፡ ንሓደ ፈረንሳዊ ዜጋ፡ ን8 ዓመታት ማእሰርቲ፡ ፈሪዳቶ

ሓደ ብስለላ ዝተኸሰሰ ፈርነሳዊ ዜጋ፡ ብሓደ ናይ ኢራን ቤት ፍርዲ፡ ን8 ዓመታት ማእሰርቲ ከምዝተፈረደ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እቲ ጠበቕኡ፡ ነዚ መስርሕ ቤት ፍርዲ “መላገጺ” ክብል ከም ዘናሸዎ’ውን ተፈሊጡ’ሎ። እቲ ቤንጃሚን ብሪየር ዝተባህለ ፈረንሳዊ ዜጋ፡ ኣብ ዓመተ 2020 ኣብቲ ንኢራንን ቱርክምኒስታንን ዘዳውብ ከባቢ ዝርከብ በረኻ ከም ቱሪስት ኮይኑ ኣብታ ሃገር ዑደት ይገብር ኣብ ዝነበረሉ እዋን እዩ ዝተኣስረ። ንሱ፡ …

Read More »

ምምሕዳር ናውቲ መከላኸሊ ሽወደን፡ መስርሕ ኲናትን ቅልውላውን ኣበጋጊሱ

ምምሕዳር ናውቲ መከላኸሊ ሽወደን (The Swedish Defence Materiel Administration- FMV) ብሰንኪ ኣጋጢሙ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት መስርሕ ቅልውላውን ኲናትን ኣበጋጊሱ ከምዘሎ SvD ኣፍሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። FMV ንሓይልታት ምክልኻል ሽወደን፡ ናይ ውግእ ነፈርቲ፡ ሳብማሪናትን ስርዓተ ምክትታልን ምጽንጻንን (ራዳር) ዝኣመሰሉ መሳርሕታት ዘቕርብ ትካል ኮይኑ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ዝምልከቶም ሰበ ስልጣን ናይታ ሃገር፡ በሰንኪ እቲ ኣብ ከባቢ ሃገረ ሽወደን እንዳገደደ ዝመጽእ ዘሎ …

Read More »

ብሪጣንያ፡ ገለ ካብ ኣባላት ኤምባሲኣ ስሒባ

ሩስያ፡ ንዩክሬይን ክትወርራ ትኽእል እያ ዝብል ስግኣት ሰፊኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ሃገረ ብሪጣንያ፡ ኣብ ከተማ ኪዬቭ ዝነበሩ ኣባላት ኤምባሲኣ ክትስሕብ ምጅማራ BBC ሓቢራ። ኣብ ልዕሊ ዲፕሎማሰኛታት ብሪጣንያ እዚዩ ዝበሃል ፍሉይ ስግኣት እኳ እንተዘይወረደ፡ ፍርቂ ኣባላት ኤምባሲኣ ናብ ዓዶም ክምለሱ ክግበር ተወሲኑ ምህላዉ እቶም ሰብመዚ ሓቢሮም ኣለዉ። ኣመሪካ ብወገና፡ ኣብ ዝኾነ እዋን እዚ ወራር ሩስያ ክኽሰት ከም ዝኽእል ብምግላጽ ስድራቤት ኣባላት …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com