Wednesday , April 24 2024

ሓደጋ

ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ዝርከብ ሓደ ቤትጽሕፈት መንግስቲ ሽወደን ንኻልኣይ ግዜኡ ሸጉጥ ከምተሰርቀ ተሓቢሩ።

ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ዝርከብ ሓደ ቤትጽሕፈት መንግስቲ ሽወደን ንኻልኣይ ግዜኡ ከም እተራሰየ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ጸብጺባ። ካብ ማዕከን እዚ ቤትጽሕፈት ሽጉጥ ከም እተሰርቀን እዚ ስርቂ ኣብዚ ቀዳመ ሰንበት ኣጋጢሙ ክኸውን ከም ዝኽእልን ግምቱ ሂቡ’ሎ። መንግስቲን ሓለዋ እቲ ቤትጽሕፈትን ኣብዚ ጒዳይ ኣመልኪቶም ርእይቶ ካብ ምሃብ ተቘጢቦም ኣለዉ። ቅድሚ ሰሙን ኣቢሉ ኣብ ወርሒ ሕዳር ኣብ ስቶክሆልም ካብ እንዳ ኣጽዋር ቤትጽሕፈት ኣማኢት ተተኰስትን ብርክት …

Read More »

ገበናት ትራፊክ ክሳብ 5 ዓመታት ዘእስር መቕጻዕቲ ክብየነሎም ዝብል ሓድሽ እማመ ወጺኡ።

መንግስቲ ሽወደን ምስታ፡ ንተደጋጋሚ ገበናት ትራፊክ ክሳብ 5 ዓመታት ዘእስር መቕጻዕቲ ክብየነሎም ዝብል ሓድሽ እማመ፡ ንኽትምርምር ዘቖመት ኮሚቴ ከም ዝዘተየ ተፈሊጡ። ንዝተፈላለዩ ናይ ትራፊክ ገበናት ዝፍጽሙ ውልቀ ሰባት ክሳብ 5 ዓመታት ዝበጽሕ ናይ ማእሰርቲ መቕጻዕቲ ንኽብየነሎም እቲ እማመ ይጽውዕ። ሚኒስተር ፍትሕን ኢሚግሬሽንን፡ ሞርጋን ዮውሃንሰን፡ እቲ መንግስታዊ መርማሪ፡ ኣን ራፕ፡ ኣብ ጸብጻቡ ዝተረረ መቕጻዕቲ ንኽብየን ከምዝሓተተ ክብል ሰሉስ ኣብ ዝተገብረ ጋዜጣዊ …

Read More »

ኣብ ገዝኡ ተዓጽዩ ዝሞተ ሰብኣይ ድሕሪ 3 ዓመት ተረኺቡ።

ኣብ ሶደርማልም ዝበሃል ከባቢ ስቶክሆሎም ብ ሶኒይ ሓደ ዝሞተ ሰብኣይ ኣብ ገዝኡ ተረኺቡ። ፖሊስ ከምዝሓበሮ እቲ ዝሞተ ሰብኣይ ወዲ 80 ዓመት ምንባሩን ካብ ዝመውት ልዕሊ ሰለሰ ዓመትን ፈረቃን ከምዝገበረዩ። ናብቲ ገዛ ፖሊስ ክኣትዉ ከለዉ ዘገጠሞም ድማ ማእለያ ዘይብሉ ደብዳበ ዝበረሄ መብራህትን ዝተከፍተ ራዲዮንዩ። እቲ ዝገርም ማንም ሰብ ብዛዕባ እዚ ዝሞተ ጠፊኡ ኢሉ ዘይመልከተ ዘይምህላዉ ኣዩ ይብል ፖሊስ። ሓደ ካብቶም ጎረቤት …

Read More »

ተወሰኽቲ ኣባላት ፖሊስ ናብ ከተማ ማልሞ ይምደቡ።

ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ምሉእ ሽወደን ኣንጻር ዝተወደቡ ገበናት ንምፍጣጥ ሃገራዊ ፖሊስ ብስም ሪምፍሮስ (Rimfrost) ዘበገሶ ስርሒት ንምቕጻልን ናይ ጸጥታ ኩነታት ንምቁጽጻርን ኣንጻር ናይ ገበን ጉጅለታት ንምቅላስን ተባሂሉ ተወሰኽቲ ኣባላት ፖሊስ ናብ ከተማ ማልሞ ከምዝኣተዉ ጋዜጣ ሲድቨኒስካን (Sydsvenskan) ሓቢራ። ድሕሪ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዘጋጠመ ሞት ናይ ወዲ 15 ዓመት መንእሰይ ጃዕፈር መሓመድን ብኸቢድ ዝቖሰለ ዓርኩን፡ ፖሊስ’ቲ ከባቢ ነቲ ኣጋጢሙ ዝቐነየ …

Read More »

ኣብ ከተማ ማልመ ኣብዚ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ብሰንኪ ዘጋጠመ፣ ምፍንጃር ነታጉን ቅትለትን ንቡዝሓት የሻቅል።

ኣብ ከተማ ማልመ ኣብዚ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ብሰንኪ ዘጋጠመ፣ ምፍንጃር ነታጉን ቅትለትን ጽኑዕ መቑሰልቲን ክልተ መንእሰያት፣ ተኸቲሉ ካብ ትማሊ መዓልቲ ጀሚሩ ዝጸንሕ፣ ድሕነትን ዉሕስነትን ህዝቢ እቲ ከተማ ንምርግጋጽ፣ ኣብ ጎደናታት ከተማ ማልመ ፣ ህላወን ሓለዋን፣ ፖሊስ ክህሉ፣ ምምሕዳር ፖሊስ ዞባ ስኮነ ኣዚዙ ኣሎ። ብመሰረት ጸብጻብ ፖሊስን ማዕከናት ዜናን፣ ድሕሪ እቲ ኣብዚ ቀዳመ ሰንበት፣ ኣብ ጥቃ ሓደ መንበሪ ኣባይቲ ኣብ ማኪና …

Read More »

ኣብ ከተማ ማልሞ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ሰለስተ ዝተጻወዱ ነታጒ ተፈንጂሮም ።

ከተማ ማልሞ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ሰለስተ ዝተጻወዱ ነታጒ ከም እተፈንጀሩን ኣብ ልዕሊ መንበሪ ኣባይቲ ጉድኣት ከውርዱ እንከለዉ ኣብ ልዕሊ ሰብ ዝወረደ ሓደጋ ኣይነበረን። ፖሊስ ናይታ ከተማ ንሰለስተ ሰባት ኣብ ሓደ ካብተን ሰለስተ ነትጒ ኢድ ኣለዎም ኢሉ ዝጠርጠሮም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወን ኣብ ሞንጎ ሰለስቲአን ኣጋጣሚታት ዘራኽብ ነገር ምህላዉን ዘይምህላዉን ግን ጭቡጥ ሓበሬታ ከምዘየለ ሓቢሩ። ቀዳማይ ነትጒ፡ ተፈጃሪ መሳርሒ ዝዓይነቱ፡ …

Read More »

ናብ ሎሚ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ስቶኮልም ሰለስተ ነትጙታት ኣጋጢሙ!!

ናብ ሎሚ ለይቲ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማ ስቶኮልም ስለስተ ነትⶔታት ከምዘጋጠመ ፖሊስ እዛ ከተማ ሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ነትⶔ ኣብ ከባቢ ሶደርማልመ ዝርከብ መንበሪ ገዛ፣ ካልኣይን ሳልስይን ድማ ኣብ ከባቢ ቫክስሆልምን ኣብ ጥቃ ኦርቶደክሳዊት ቤተ ክርሳትያን ሶርያ ሶደርቴለ እዩ ኣጋጢሙ። በዚ ነትጙታት ኣብ ልዕሊ ሰብ ዝኾነ ጉድኣት ዝወረደ ከምዘየል እንተኾነ ኣብ ነበርቲ እዚ ከባቢ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝፈጠረ ፖሊስ እዛ ከተማ ወሲኩ ይገልጽ።

Read More »

ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ሓደጋ ትራፊክ ዝወሓደ ሙኻኑ ተሓቢሩ!!

ሓደጋታት ትራፊክ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ብፍላይ ኣብ ከባቢ ስኮነ (Skåne) ብርኡይ ከምዝነከየ ተገሊጹ። እዚ ዝኾነሉ ምክንያት ድማ ኣብቲ መንገዲ ንከበድቲ ናይ ጽዕነት መኻይን፣ ቀስ ኢለን ዝንቀሳቀሳ መኻይን ብምኽልካለን ሙኻኑ በዓል መዚ ትራፊክ ሽወደን ሓቢሮም። እዚ ምእጋድ ነዘን ዝተጠቅሳ ዓይነት መኻይን ኣብ ግዜ ንግሆ ኣብ ሰዓታት 6-9 ድሕሪ ቀትር ኣብ ሰዓታት 16-18 ማለት ጻዕቒ ትራፊክ ኣብ ዝኽሰተሉ ሰዓታት ጥራይ ኮይኑ …

Read More »

ሓደ ካብቶም ፍሉጣት ጠበቃታት ሽወደን ሎሚ ኣብ ማእከል ከተማ ስቶኮልም ተወጊኡ።

ሓደ ካብቶም ፍሉጣት ዝኾነን ኣብ ብዙሕ ጉዳያት ገበናት ዝተጣበቀን ኣዝዩ ንፍዕ ምንባሩ  ዝተኣመነሉ ጠበቓ ሎሚ ንግሆ ናብ ስርሑ እንዳኸደ ከሎ ዛጊት መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ኣብ ጥቃ ገዝኡ ብጥይት ተወጊኡ። እዚ ኣብ ማእከል ከተማ ስቶኮልም ከባቢ ኩንግስ ሆልመን ዘጋጠመ ሓደጋ ኣብ ውሑስን ናብ ኩሉ ኣባያተ ጽሕፈት መንግስቲ ተኺቢቡ ዝርከብ ከባቢ ብሙኻኑ ንቡዝሓት ኣገሪሙ ይርከብ። ነዚ ፍጻሜ ዝሓበረት ናብ ስርሓ ትከይድ ዝነበረት …

Read More »

ኣብ ስርዓተ ጸጥታ ሽወደን ጉድለት ከምዘሎ ተነጊሩ።

ኣገልግሎት ጸጥታ ሽወደን ሳፖ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ኣብ ሓለዋ ጸጥታ ጸዓት ሽወደን ርኡይ ጒድለት ምህላዉ ምግላጹ ጋዜጣ ዳገንስ ኒሂተር ሓቢራ። እዚ ጸብጻብ ሳፖ ከም ዘመልክቶ እዚ መርበብ ናይ ኣባላት ጸጥታን ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ድሕነት ኣብ ምሕላው ከም ዘየተኣማምንን ተወሳኺ ወፍሪ ከም ዘድልዮን ኣመልኪቱ’ሎ። ሳፖ ዝሓለፈ ክረምቲ ኣብቲ ቦታ መርመራ ምክያዱን ኣብቲ ቦታ ናይ ጸጥታ ሽግራት ምህላዉ ምልላዩን ዳገንስ ኒሂተር ምሕባሩ ዝዝከር …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com