Thursday , April 25 2024

ስፖርት

ዜናታት ስፖርት ዋንጫ ኣፍሪቃ 2022

ድሕሪ ድሙቕ መኸፈቲ ዋንጫ ኣፍሪቃ ናብ ሜዳ ዝወረዳ ኣአንጋዲት ዋንጫ ኣፍሪቃ 2022 ሃገራዊት ጋንታ ካሜሮንን ሃገራዊት ጋንታ ቦርኪናፋሶን እየን። ጸወታ ዝሕል ኢሉ እኮ እንተጀመረ ኣብ መበል 22 ደቒቕ ቦርኪና ዊ ናይ የማን ክንፊ ኣጥቃዓይ በርናንዶ ትራኦረ ዝኸሸና ናይ ማእከል መስመር ኣጥቃዓይ ጉስታቮ ሳንጋራ ንተጻውንትን ደገፍትን ካሜሮ ን ዘሰንበደት ኩዕሾ ምስ ሰኪዐት ጸንቢርዋ፡ ካሜሮን 0 ቦርኪናፋሶ 1 ጸወታ ድሕሪ ምቕጻል ትራኦረ …

Read More »

ግጥም ኣልጀርያ – ሴርራልዮን

ናይ ሎሚ ግጥም በታ ኣብ ዋንጫ ኣፍሪቃ 19 ግዜ ዝተሳተፈትን 2 ግዜ ዋንጫ ኣፍሪቃ ዘልዓለትን ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ብዘርኣይቶ ኒሕ ዝመልኦ ጸዋታ ብ ብዙሓት ኣፍሪቃውያን ዓቢ ተፈታውነት ዘለዋ ሃገራዊት ጋንታ ኣልጀርያን ን ሳልሳይ ግዜኣ (1994,1996) ጥራይ ዝተሳፈት ሴርራልዮንን እዩ ተጀሚሩ ። እዚ ግጥም ምስዚ ኣብ ላዕሊ ዝራኣናዮ ናይ ብቕዓትን ተሞክሮን ፍልልይ ኣልጀርያ ዝለዓለ ኢድ ክህልዋ ብዙሓት ዝገምትዎ …

Read More »

ግጥም ግብጽን-ናይጀርያ

ልክዕ ድሕሪ 2 ሰዓት ኣብ ሞንጎ 2 ኣርሓታት ዋንጫ ኣፍሪቃ ናይ ምድብ ግጥም ክካየድ እዩ። እዚ ግጥም ኣብ ሞንጎ እታ 7 ግዜ ዋንጫ ኣፍሪቃ ዝሰፈስፈትን ካብ ኣፍሪቃ ዝሓየለ ናይ ውሽጢ ሃገር ሊግ ዘለዋ ግብጽን፡ ኣብ ሞንጎ ታ 3 ግዜ ዋንጫ ኣፍሪቃ ዝሰፈሰፈትን ሃገራዊት ጋንታ ግብጽን፡ ኣብ ሞንጎታ 3 ግዜ ዋንጫ ኣፍሪቃ ዝሰፍሰፍትን ኣብ ዋንጫ ዓለምን ኦለምፒክን ጽቡቕ ሽም ዘለዋን ዝበዝሑ …

Read More »

ኣብ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ ታሪኾም ብ ወርቂ ቀለም ዘወቀጡ ኣሰልጠንቲ

* ጋናዊ ቻርለስ ጊማፊ > (1963,1965,1982) ናይ መጀመርያ ሰለስተ ዋናጩ ዝዓተረ ኣሰልጣኒ። * ግብጻዊ ሓሰን ሸሓታ > (2006, 2008,2010) ናይ መጀመርያ ግዜ ሰለስተ ግዜ ኣከታቲሉ ዋንጫ ዝዓተረ ኣሰልጣኒ። * ግብጻዊ መሐመድ ኣልጀውሃሪ > (1959,1998) ናይ መጀመርያ ከም ተጻዋታይን ኣሰልጣንን ዋንጫ ዝዓተረ ገዲም ተጻዋታይን ኣሰልጣንን። * ናይጀርያዊ ስተፈን > (1994,2013) ካልኣይ ከም ኣሰልጣንን ተጻዋታይን ዋንጫ ዝዓተረ ህልው ኮኾብ ናይጀርያዊ። * ፈረንሳዊ …

Read More »

ግጥም ሞሮኮ1፡ ጋና 0

እዚ ግጥም ኣብ ሞንጎ እተን ነዚ ዋንጫ ሓሓሙሽተ ግዜ ዝሰፍሰፋን ነዚ ዋንጫ ብ ምሉእ ምድላዋት ዝቐርባን ዓቢ ዝናን ብዙሓት ደገፍቲ ዘለውወን ሃገራውያን ጋንታታት ሙዃኑ ኣዝዩ ተሃራፍን ብዙሕ ተዓዛቢ ብ ሃንቀውታ ክጽበዮ ዝጸንሐ ጥምጥም እዩ። ሃገራዊት ጋንታ ጋና ምስ ቀጠራዊት ክለብ ኣል ሰድ ዝጻወት ኣንድረ ኣዮን, ምስ ኢንግላዛዊት ክለብ ክሪስታል ፓላስ ዝጻወት ሓው ጆርዳን ኣዮን, ኣብ መስመር ምጥቃዕ ናይ መስመር ተኻላኻላይ …

Read More »

ግጥም ኣብ መንጎ ሰኔጋልን ዝምባብዌን

ግጥም ኣብ መንጎ ሰኔጋልን ዝምባብዌን ከም ትጽቢት ብዙሓት ካብ ምጅማሩ እዩ ርስን ስን ኢሉ እዩ ጀሚሩ ፡ ኣሰለጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሴነጋል #ሴሰ ኣብ ምክልኻል ዘድሃበ 4-3 -3 ቅዲ ሓንጺጹ ክወርድ ከሎ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ዝምባብዌ #ኖርማን #ማቤዛ ኽኣ ኣብ ምክፍፋል ዘድሃበ 3-4-3 ቅዲ ተኸቲሉ እዩ ን ሜዳ ወሪዱ። ኣብ መጀመርያ 3 ደቓይቕ ሰኔጋል ብ ሳይዶ ማነ ዝምራሕ ክልተ ፈተነታት መጥቃዕቲ …

Read More »

ናይ ትማሊ ውዕሎ ዋንጫ ኣፍሪቃ ከመይ ይመስል ?

 ትማሊ ምሸት ዝተኸታተልናዮ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2022 ብ መሳጢ ጸወታት ጀሚሩ ኣሎ፥ ናይ ሎሚ ጸወታት ውን ካብ ናይ ትማሊ ከም ዘይሰንፍ ብዙሓት ተኸታተልቲ ብ ሃንቀውታ ይጽበዩ ኣለው። ሎሚ ዕለት 10/01 ክልተ ምድባት ማለት ኣርባዕተ ግጥማት ክከናወን እዩ። እቲ ናይ መጀመርታ ግጥም ኣብ ሞንጎ እታ ብዙሕ ተዓዛቢ ን ዋንጫ ዝሮቐሓ ሃገራዊት ጋንታ #ሴነጋልን እታ ብ The warriors ትፍለጥ ዘፍርሕ ሳጓ ዘለዋ ግን …

Read More »

ጸወታ ኬፕ ቨርደን- ኢትዮጵያን

ድሕሪ ሰሓቢ ግጥም ካሜሮንን ቦርኪናፋሶን፡ እታ ዝበዝሑ ተጻወትታ ምስ ኣብ ጋንታት ፖርቱጋል ዝጻወቱ ሃገራዊት ጋንታ ኬፕ ቨርደን፡ እታ ብጀካ ሓደ ተጻዋታይ ካልኦት ኣብ ደገ ዝጻወት ዘይብላ ኢትዮጵያን እየን ን ሜዳ ወሪደን። ጸወታ ብ ማእከላይ ረስኒ ኣብ ማእከል ሜዳ እኮ ይካየድ እንተበረ ኣብ መበል 7 ደቒቕ ተጻዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኬፕ ቨርደ #ጁልዮ #ታቫሬስ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ዝፈተነሉ ብ ተኸላኻላይ #ያሬድ #ባየህ …

Read More »

ኣሌክሳንደር ኢሳቅ ምስ ኣርሴናል ክፍርም ተቃሪቡ።

ስፓኛዊት ጋዜጣ ኣል ናሽናል ዝተባህለት ከምዝሓበረቶ ኤርትራዊ ዝመበቆሎ ሽወደናዊ ኣጥቃዓይ ኣሊክሳንደር ኢሳቕ ምስ ጋንታ ኣርሴናል ክፍርም ተቓሪቡ። ብመሰረት እዛ ጋዜጣ ዝሃበቶ ሓበሬታ ጋቦናዊ ኢመሬክ ኡባሚያንግ ብሰንኪ ምጉዳል ስነስርዓት ናይ ካብቴን ተርኡ ተሓዲጉ ከም ተቀያሪ ክከውን ስለዝተገብረ: ምስ ጋንታ ኣርሴናል ናይ ምቅጻል ተኽእልኡ ትሑት ብምኻኑ ንዕኡን ንፈረንሳዊ ኣሊኤክሳንደር ላካዜትን ተኬኡ ኣለክሳንደር ኢሳቅ ክፍርም ምኻኑ ሓቢራ። ጋንታ ሪያል ሶሲዳድ ኣልክሳንደር ኢሳቅ ካብ …

Read More »

ሽወደን ዳግማይ ወርቂ ኣብ ኦሎምፒክ ትዓትር

ኣቐዲማ ብዳርባ ዲስካስ ቀዳማይን ካልኣይን ደርጃ ብምሓዝ ወርቅን ነሓስን ዝተሸለመት፡ ኣብ ቅድድም ጃልባ፡ ነሓስ መዳልያ ከምኡውን ኣብ ምሕንባስ 50 ሜ ነሓስ መዳልያ ዝዓተረት ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን፡ ሕጂ እውን ብመንገዲ ዱብላንትስ ኣቢላ፡  ኣብ ናይ ልዕለት ዝላ ማለት stavhopp ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ፡ ወርቂ ሜዳልያ ክትዓትር ኣኽኢልዋ ኣሎ። ክሳብ ሕጂ፡ ሽወደን፡ ኣብ ኦሎምፒ ቶክዮ 2020፡ ብድምር 2 ወርቂ 3 ነሓስ ብምርካብ ትምርሽ። ኣብ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com