Saturday , April 20 2024

ዜና

ቼክ ሪፓፕሊክ….. 25 ሽሕ ሰባት፡ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ሞይቶም

ኣብታ 10.7 ሚልዮን ነባሪ ዘለዋ ሃገረ ቼክ ሪፓፕሊክ፡ ሓንቲ ካብተን ብኸቢድ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ዝተጠቕዓ ሃገራትን ዝለዓለ መጠን ሞት ካብ ዘጋጠመን ምዃና ትፍለጥ። ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ፡ ኣብ ሃገረ ቼክ ሪፓፕሊክ፡ ብድምር ኣስታት 25 ሽሕ ሰባት ከምዝሞቱን ኣብ ወርሒ መጋቢት፡ መዓልታዊ 200 ሰባት ከምዝልከፉን በዓል መዚ ጥዕና እቲ ሃገር ሓቢሩ። መንግስቲ ሃገረ ቼክ፡ ነዚ ተኸሲቱ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ንምግታእ፡ …

Read More »

ኣውሮጳዊ ሕብረት: ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እገዳ ኣንቢሩ

ኣውሮጳዊ ሕብረት: ኣብ ልዕሊ ወኪል ጸጥታ ኤርትራ: እገዳ ኣንቢሩ’ሎ። እገዳ ዝገበረሉ ምኽንያት ድማ ዓብዪ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እንተላይ ብሃውሪ ዝግበር መቕተልቲ፥ ምስቓይ፥ ብሃውሪ ናይ ምእሳርን ሰባት ናይ ምስዋርን ወንጀላት ብምፍጻሙ እዩ ኢሉ’ሎ። ኣውሮጳዊ ሕብረት እዚ ኣብ ኤርትራ ዝንበር እገዳ ስለምንታይ ሕጂ ክትግብሮ ደልዩ ወይ ከመይ ዝበለ ኣገባብ እዩ ክኽተል ዝብል ዝርዝር ኣይሃበን። ብመሰረት ሮይተርስ ሕሳብ ናይቶም ኣብ ኣውሮጳ ዝርከቡ ማላት …

Read More »

ሰሚናር

Read More »

Harmony Media News 22/03/2021

Read More »

Harmony Media ዜና መጽሔት 21 መጋቢት 2021

Read More »

ስዑዳዊ ኲባንያ ኣራምኮ፡ መኽሰባቱ ብ 45% ምንቊልቋሉ ተገሊጹ

ሓደ ካብ ዝዓበዩ ኲባንያታት ዓለምና ምዃኑ ዝንገረሉ፡ ስዑዳዊ ኣራምኮ፡ ኣብ ዓመተ 2020፡ ኣስታት 49 ቢልዮን ዶላር መኽሰብ እኳ እንተረኸበ፡ ምስ ናይ 2019 እንክነጻጸር እንከሎ፡ ናይ 45% ምንቊልቋል ኣርእዩ ምህላዉ ተገሊጹ። በዚ ድማ እቲ ትካል፡ ዓመተ 2020፡ ንዓና ዝጸንከረት ዓመት እያ ክብል ተዛሪቡ። ብዙሓት ሃገራት ጒዕዞ ብምኽልካለንን ኢንዱስትሪታተን ብምዕጻወንን ጠለብ ነዳዲን ጋዝን ክንኪ ምግባሩ እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ኣመልኪቱ። ከምኒ ሮያል ዳች፡ …

Read More »

ግብጻዊት ጸሓፊት፡ ነዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ዓሪፋ

ብደፋር ብርዓ እትልለ፡ ግብጻዊት ተጣባቒት መሰል ደቀንስትዮ፡ ነዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ኣብ መበል 89 ዕድሜኣ ዓሪፋ። ሓያልን ሓደገኛን ሰብ ኢኺ” ይብሉኒ፡ ኣነ ኸኣ እብሎም –ሓቂ እንድየ ዝዛረብ ዘለኹ፡ ሓቂ ኸኣ ብባህሪኣ ሓያልን ሓደገኛን እንድኣላ ይብሎም ነይረ ክትብል ኣብ ሓደ እዋን፡ ነዋል፡ ተዛሪባ ነይራ። ዶ/ር ናዋል ኣልሳዕዳዊ፡ ኣብ ዘመነ ህይወታ ብርክት ዝበሉ ንመሰል ደቀንስትዮ ማእከል ዝገበሩ ዓበይቲ ልብወለዳት፡ ዓንቀጻት፡ ታሪኽ ህይወትን ካልእን ጽሑፋት …

Read More »

ኣመሪካ፡ ኣብ ማያሚ ቢች፡ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ይእወጅ

ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ ማያሚ (ኣመሪካ) ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ከም እተኣወጀ ቢቢሲ ሓቢራ። ኣብዛ ደሴታዊት ስቴት፡ ካብ ሰዓት 20:00 – 6:00 ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ሰዓታት እቶ እቶ ክእወጅን እዚ ድማ ክሳብ 12 ሚያዝያ ኣብ ተግባር ክውዕል እዩ። ብዘይካ’ዚ፡ ኣብ ሰዓታት እቶ እቶ፡ ቊጽጽር ትራፊክ፡ ከምኡውን ኣብ ገማግም ዝካየድ ቢዝነሳት ደው ክብል እዩ ተባሂሉ’ሎ። ኣሽሓት በጻሕቲ ብምምጻኦም ኣብዛ ከተማ …

Read More »

ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ሰባት፡ ዝተሓተ ኮይኑ

ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ሰባት፡ ካብ ሰሙን ናብ ሰሙን እናተሓተ ይመጽእ ምህላዉን ካብ ወርሒ ሰነ ናይ ዝሓለፈ ዓመት፡ ንመጀመርያ ግዜ እቲ ቁጽሪ ናብ 450 ሽሕ ምጉዳሉ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊን ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ መላእ ሽወደን፡ ተመዝጊቦም ዝጸንሑ ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ሰባት፡ 446,800 ምንባሩን ካብቲ ኣብ ቅጽሚኡ ዝነበረ ሰሙን፡ እቲ ቁጽሪ ብ3500 ጎዲሉ ምንባሩ ይዝከር። በዚ …

Read More »

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ዶዛት ክታበት ኣስትራ ዘነካ ትሸይጥ

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ሓደ ሚልዮን ዶዛት ክታበት ኦክስፎርድ – ኣስትራ ዘነካ ክትሸይጥ ምውሳና ሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር፡ ዝዌሊ ምኽዜ፡ ገሊጹ። እዚ ክታበት፡ ኣብታ ሃገር ንዘሎ ፍሉይ ጅር ኮቪድ-19 ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ዝተሓተ ምዃኑ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ዘረጋገጸት ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ነዚ ክታበት ናይ ምጥቃም መደባ ሰሪዛቶ ኣላ ክትብል ቢቢሲ ወሲኻ ኣረጋጊጻ። ኣብ ክንዳኡ ነቲ ጆንሶን- ኤንድ -ጆንሰን ዝተባህለ ንጽል ዶዝ ክታበት ክትጥቀም …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com