ወራር ሞስኮ ካብ ዝጅምር 100 መዓልታት መሊኡሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ሰራዊት ሩስያ ዛጊት 20% መሬት ዩክሬይን ብሓይሊ ወሪሩ ምህላዉ፡ ፕረሲደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ገሊጹ። ንሱ፡ ኣብ ላክሰምበግ ንዘለዉ ኣባላት ባይቶ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ናይ ኲናት ዕርዲታት ኣብዚ ሕጂ እዋ ንናብ 1000 ኪሎሜትር ተዘርጊሖም ምህላዎም ወሲኹ ኣመልኪቱ። “ኲሎም ኣብ ተጠንቀቕ ዝጸንሑ ሰራዊት ሩስያ ኣብዚ ወራር ተዋፊሮም ኣለዉ” ክብል ዘለንስኪ ነቶም ኣባላት ኣይቶ ብ ቪድዮ ኣብ …
Read More »ዩክረይን
ስደተኛታት ዩክሬይን ብድሆታት ኣባይቲ ይገጥሞም ኣሎ ተባሂሉ።
ምስ ወለንተኛታት ኣጸጋዕቲ ዝቕመጡ ገለ ስደተኛታት ዩክሬይን፡ ኣባይቲ ናይ ምርካብ ብድሆ ኣጋጢምዎም ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ እዋን ነዊሕ ናይ ምህሮ ዕረፍቲ እዞም መጸጋዕቲ ናብ ቤቶም ክምለሱ ስለ ዝኾኑ፡ ወቕቲ ሳመር ነቶም ሓደስቲ ኣባይቲ ዝደልዩ ስደተኛታት ዩክሬይን ኣሸጋሪ ናይ ምጽባይ ግዜ ክኸውን እዩ ክትብል ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ። እታ ሬድዮ ናታልያ ንዝተባህለት፡ ኣብ ዕረፍቲ ግዜኣ እትሰርሕን ደቃ እተምህርን ዩክሬናዊት ኣዘራሪባ ኣብ ዝረኸበቶ ሓበሬታ፡ ስደተኛታት ዩክሬይን ኣብ …
Read More »