Thursday , April 25 2024

ጥዕና

ኣውቶቡሳት፡ ናይ ቅድሚት መዓጹ፡ ከም እንደገና ክዓጽዋ እየን

ምስቲ እንዳወሰኸ ዝመጽእ ዘሎ መልከፍቲ ናይ ኮቪድ፡ ናይ መጓዓዝያ ኩባንያታት ብወገነን፡  ናይ ቅድሚት መዓጹ ናይተን ኣውቶቡሳት ንኽዕጾ መደብ ሒዘን ከምዘለዋ ተሓቢሩ። እዚ ብምዃኑ ድማ እቲ ናይ ሽወደን ናይ ህዝባውያን መጓዓዝያ ናይ ንግዲ ሕብረት ነቲ ዝስዕብ ኪሳራታት ዘካሓሕስ ክፍሊት ካብ መንግስቲ ክዋሃቦም ሕቶታት የቐርቡ ምህላዎም ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ካብ ሎሚ ሓሙስ፡ ዕለት 13 ጥሪ ጀሚረን ክሳብ ዕለት 31 …

Read More »

ሳልሳይ ብልቃጥ ክታበት፡ ኣቀዲሙ ክውሰድ ከም ዝከኣል ተሓቢሩ

ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ኤኮት፡ እቲ ኣብ መንጎ ካልኣይን ሳልሳይን ብልቃጥ ክታበት ኮቪድ-19 ዘሎ ናይ መጸበይ ግዜ፡ ካብ ሽድሽተ ናብ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ክሓጽር ምዃኑ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ፡፡ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ነዚ ጸብጻብ`ዚ ሓቅነቱ ከረጋግጽ ፍቃደኛ ኣይኮነን፡ እንተኾነ ግን ክኢላ ክታበት ናይ ዞባ ቨስተርቦተን ዝኾነ ሮኒ ላሰንደር፡ ከምዚ ዝኣመሰለ መልእኽቲ ተቐቢሎም ከም ዝነበሩ ንፒ ፊራ ቨስተርቦተን ሓቢሩ …

Read More »

ኣመሪካ … ሓደ ዜጋ: ብጀነቲካዊ ኣገባብ ዝተመስርሐ: ልቢ ሓሰማ: ተጌሩሉ

ሓደ ኣመሪካዊ ዜጋ: ብጀነቲካዊ ኣገባብ ካብ ዝተመስርሐ ሓሰማ ዝተረኽበ ልቢ ተጠቒሞም ሓካይም ምትካእ ኣካላት ከም ዘካየድሉ ተገሊጹ። እዚ ብዓይነቱ ናይ መጀመርታ ዝኾነ ተመኩሮ ንኽዛዘም ሸውዓተ ሰዓታት ወዲኡ ተባሂሉ’ሎ። 75 ዝዕድሜኡ ደቪድ በነት: ድሕሪቲ ምትካእ ኣካል (Transplant) ኣብ ጽቡቕ ኲነታት ጥዕና ምህላዉ ተገሊጹ። ዕድል ምቕጻል ህይወት በነት: ኣብ ዝተናውሐ ከመይ ከም ክኸውን ኣብ ቀጻሊ ዝረአ እኳ እንተኾነ: ህይወቱ ንምድሓን ግና ከም …

Read More »

14 ሚልዮን ተቐማጦ ከተማ: ኣብ ውሽጢ 2 መዓልታት ክኽተቡ እዮም

እታ ወደባዊት ዝኾነት ቻይናዊት ከተማ ቲያንጂን: ኣብ 14-ሚልዮን ተቐማጦኣ ጃምላዊ መርመራ ኮቪድ-19 ጀሚራ ትርከብ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ፡፡ እዚ ስጉምቲ `ዚ ዝተወስደሉ ምኽንያት፡ ኣብ`ዚ ቀረባ መዓልታት 20 ሓደስቲ ግዳያት ድሕሪ ምርካቦም ምዃኑን ናይ መብዛሕትኦም ምስ ማእከል መዘናጊዒታት ዝተሓሓዝ ከምዝኾነን እንተወሓደ 2 ሰባት ካብኣቶም ድማ ናይ ዓሌት ቫይረስ ኦሚክሮን ተሰከምቲ ከም ዝነበሩን ተረጋጊጹ፡፡ እቲ መርመራ: ኣብ ውሽጢ 2 መዓልታት ክፍጸም …

Read More »

ተማራመርቲ: ድቃላ ቫይረስ ረኺቦም

ሓደ ቆጵሮሳዊ ተማራማሪ: ናይ ደልታን ኦሚክሮንን ሕዋስ ዘለዎ ዓይነት ኮሮና ቫይረስ ከምዝረኸበ ብሉምበርግ ጸብጺቡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ፡፡   ክሳብ ሕጂ ፕሮፈሰር ሊዮንዲዮስን መሳርሕቱን ምስቲ “ደልታ ክራውን“ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ምትእስሳር ዘለዎም 25 ግዳያት ረኺቦም ኣለዉ፡ ፡   ኮስትሪክስ ኣብ`ቲ ምስ ተለቪዥን ሲግማ ዝገበሮ ቃለ መሕትት፡ “እዚ ውጥረት `ዚ ዝያዳ ዝኸበደን ዝያዳ ኣመሓላላፍን ድዩ ክኸውን ወይስ ኣብ ቁጽጽር `ዩ ክወእል …

Read More »

 ኣብያተ መግቢታት: ድሕሪ ሰዓት 11 ድ.ቐ. ክዕጸዋ እየን

ኣገልግሎት ንኽህቡ ዝተፈቕደሎም ቤት መግቢታት: እንተደንጎየ ሰዓት 11 ናይ ምሸት: ክዕጸው ምዃኑ ቀዳመይቲ ሚኒስተር: ማግዳሊና ኣንደርሶን:  ኣብ ዝተጋበአ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢራ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ሓደሽቲ መምርሒታት ክትግበሩ ምዃኖም ዝተፈለጠ ኮይኑ፡ እቶም ካብ ገዛ ኮይኖም ስርሖም ክሰርሑ ዝኽእሉ ኣብ ገዝኦም ኮይኖም ክሰርሑ ክጅምሩ እዮም ማለት’ዩ። ኣገልግሎት ንኽህቡ ፍቓድ ዘለዎም ቤት መግቢታት ሰዓት 11 ናይ ምሸት …

Read More »

Harmony Media News 10/01/2022

Read More »

ጀርመን፡ ንመደብ ግዴታዊ ክታበት ተወንዝፍ

መንግስቲ ጀርመን፡ ክታበት ናይ ኮሮና ቫይረስ ግዴታዊ ዝገብር መምርሒታት ከም ዘወንዘፈቶም ገሊጻ። እቲ ምኽንያት ድማ እቲ ናብ ውሳኔ ንምብጻሕ ኣጸጊሙሎም ዘሎ እቲ ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ ዘሎ ናይ ሞራል ፍልስፍና ዘስዓቦ ሰፊሕ ክትዕ ከምዝኾነ ተፈሊጡ’ሎ። ኣብ ባይቶ ጀርመን ምኽትል መራሒ ጉጅለ ሶሻል ዲሞክራተና ዝኾነ ደሪክ ወይዝ ጠቒሱ ጋዜጣ በርሊን ታጌስፒገል ከምዝበሎ፡ እቲ ክርክር ክሳብ መጀመርታ ርብዒ ናይዚ ዓመት ክቕጽል ከምዝኽእል ትጽቢት ከምዘሎ …

Read More »

ኣብ ቺካጎ፡ ቤት ትምህርትታት ይዕጸው

ቤት ትምህርትታት ናይ ቺካጎ፡ ብተኸታታሊ ንኻልኣይ ግዜ ከምዝተዓጽው ተሓቢሩ። ኣብቲ ዞባ ዝርከቡ ህብረት ናይ መማህራንን መራሕቲ ቤት ትምህርትታትን፡ ብርሕቀት ዝግበር ናይ ምምሃር መስርሕ ‘ይተግበር’ዶ፡ ወይ ከኣ ይትረፍ’ ኣብ ዝብል ዛዕባ ዘይምርድዳእ ከምዝተፈጥረ ተሓቢሩ። እዚ ብዝሒ ናይዞም ተምሃሮ፡ ካብታ ሃገር እቲ ብዕብየት 3ይ ከምዝኾነ ዝንገረሉ ኮይኑ፡ ኣስታት 350,000 ከምዝኾነ ተገሉጹ’ሎ። መማህራን፡ ብሰንኪ እቲ ኣብዚ እዋን ዝርአይ ዘሎ ኣዝዩ ሓያል ናይ መልከፍቲ …

Read More »

ልዕሊ 900 ሕሙማት ናይ ኮቪድ ኣብ ሆስፒታላት ይርከቡ

ኣብ ሆስፒታላት፡ ብኮቪድ-19 ተለኺፎም ብጽኑዕ ናይ ዝሓመሙ ቁጽሪ ሕሙማት ኣዝዩ ይውስኽ ምህላው ተገሊጹ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ልዕሊ 900 ዝኾኑ ብኮቪድ ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ኣብ ሆስፒታላት ከምዝርከቡ ተፈሊጡ’ሎ። ከም ሓደ ብሓሙስ ዝወጸ ናይ ስታቲስቲክስ ጸብጻብ እንድሕር ኮይኑ፡ ኣስታት 930 ሕሙማት ናይ ኮቪድ ኣብ ሆስፒታላት ሕክምና ይከታተሉ ምህላዎም ዝተሓበረ ኮይኑ እዚ ድማ፡ ካብቲ ብሮቡዕ ተመዝጊቡ ዝነበረ ብ100 ዝዛየደ ምዃኑ ተፈሊጡ’ሎ።  እዚ ኣሃዝ’ዚ፡ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com