Wednesday , April 24 2024

ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና

ሽወደን ን ሽማግለታት ራብዓይ ዙር ክትባት ክወሃብ ተላብያ።

  ዕድሜኦም 80ን ልዕሌኡን ዝኾኑ ሽማግለታት ባህርያዊ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሞም መታን ከይጐድል ኻልኣይ ክትባት ኮቪድ-19 ክወስዱ ከም ዝግባእ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ትማል ሰኑይ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ሓቢሩ። ሓድሽ ጅር ኦሚክሮን ዘለዎ ፍጡን ናይ ምልባድ ተኽእሎ ኣብ ግምት ዘእተወ ለበዋ ምዃኑ እውን ተገሊጹ። እዚ ለበዋ ንዂሎማ ኣብ መእለዪ ትካላት ከምኡውን ሓገዝ እናተገብረሎም ኣብ ኣባይቲ ኣገልግሎት ዝቕመጡ ሰባት’ውን እዚ ሓገዝ …

Read More »

ኣብ ሽወደን ብሰንኪ ለበዳ ገለ ኣውራጃትት ሕጽረት ደም ኣጋጢምወን።

ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ ዋሕዲ ለገስቲ ደም ብሃገር ደረጃ ዋሕዲ ማዕከ ደም ኣጋጢሙ ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ። በቲ ቫይረስ ዝተለኽፉ ወይ ድማ ክትባት ዝወሰዱ ሰባት ደም ቅድሚ ምልጋሶም ክጽበዩ ስለ ዘለዎም እቲ ሕጽረት ማዕከን ከጋጥም ምኽኣሉ ኣደ መንበር ውድብ ባንክ ደም ሽወደን ኢንግሪድ ጆሃንሰን ን ኤድዮ ሽወደን ኣብ ሃበቶ ሓበሬታ ገሊጻ። ብፍላይ ኣብ ዓይነታ ደም O ከምኡውን A ሕጽረታት ኣጋጢሙ ምህላዉ …

Read More »

ናብ ሃገረ ጣልያን ዝኣትዉ ገያሾ፡ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ውሸባ ክገብሩ ተሓቢሩ

ናብ ሃገረ ጣልያን ዝኣትዉ ገያሾ፡ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ውሸባ ክገብሩ መምርሒ ኣመሓላሊፉ ከምዘሎ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር፡ ሓቢሩ። እዚ መምርሒ፡ ንዜጋታት ዓዲ ጣልያን ውን ዝምልከት ምዃኑ እቲ ሚኒስትሪ ምሕባሩ ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዚ ሓድሽ መምርሒ፡ ካብ ሎሚ ሰሉስ ጀሚሩ ተግባራዊ ክኸውን ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ። ክሳብ ክንደይ ግዜ ክጸንሕ ምዃኑ ግን ኣይተፈልጠን ክብል ሚኒስተር ጥዕና ጣልያን፡ ሮቤርቶ ስፔራንዛ፡ ገሊጹ። ካብ …

Read More »

ኣገዳሲ ሰሚናር ብዛዕባ ክታበት ኮቪድ 19

ኣካል ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም ዝኾነ ባህላዊ ማእከልን ሃርሞኒ ሚድያን ብሓባር ብምኻን ኣብዘዳለናዮ ሰሚናር ብዛዕባ ክታበት ኮቪድ ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ መብርሂ ክህቡና ተዓዲሞም ዘለው ክኢላታት ስፒሻሊስት ዶር. ቴድሮስ ኣማኒኤል ከምእውን መኣዛ ያሬድ ተስፋማርያም ክኢላ ጥዕናዊ ሓበሬታ እዮም። ኣብዚ ብማሕበራዊ መራኸብታት ሃርሞኒ ሚድያ ብመንገዲ ዙም ዓርቢ ዕለት 26 መጋቢት 2021  ልክዕ ሰዓት 18:00 ዝካየድ ሰሚናር ብዛዕባ ክታበት ኮቪድ-19፡ ክንፈልጦም …

Read More »

ኣመሪካ፡ ዝተኸትቡ ሰባት፡ ብዘይ ማስክ ክራኸቡ ይኽእሉ እዮም ኢላ

ማእከል ምቊጽጻርን ምክልኻልን ሕማማት ኣመሪካ፡ ዝተኸትቡ ሰባት፡ ናብ ንቡር ህይወት ክምለሱ እዮም ምባሉ ቢቢሲ ሓቢራ። ብመሰረት እዚ ሓድሽ መምርሒ፡ ክትባት ዝወሰዱ ሰባት፡ ምስ ካልኦት ክትባት ዝወሰዱን ዘይወሰዱን ንቡር ርክባት ክፍጽሙ ይኽእሉ እዮም። ድሕሪ ክትባት ክልተ ሰሙን ምስ ሓለፈ፡ ሰባት በዚ ሕማም ከይልከፉ ስግኣት ክህልዎም ከምዘይግባእ፡ እዚ ማእከል ሓቢሩ’ሎ። ልዕሊ 30 ሚልዮን ኣመሪካውያን፡ ምሉእ ክትባት ምውሳዶም ተገሊጹ’ሎ። ሓይሊ ዕማም ምክልኻል ኮሮና …

Read More »

ኣብ ፖላንድ፡ መዓልታዊ ክሳብ 20 ሽሕ ሰባት ብኮሮና ክልከፉ ከምዝኽእሉ ይግመት

ብመሰረት በዓል መዚ ጥዕና ፖላንድ፡ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዝረአ ዘሎ ምልክታት ሳልሳይ ማዕበል ኮሮና፡ መዓልታዊ ክሳብ 20 ሽሕ ሰባት፡ ብኮሮና ክልከፉ ከምዝኽእሉ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ኣብ እዋን በዓል ፋሲካ፡ ሓደስቲ መምርሒታት ክመሓላልፉ ምዃኖም ወሃብ ቃል በዓል መዚ ጥዕና ፖላንድ ንሬድ ፕላስ (Radio Plus) ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ሓቢሩ።   ኣብታ ከባቢ 38 ሚልዮን ህዝቢ ዝነብርዋ፡ ሃገረ ፖላንድ፡ 45 …

Read More »

ዲጂታላዊ ምስክርነት ክታበት፡ ኣብ ወርሒ ሰነ ንኽዳሎ፡ እማመ ቀሪቡ

ሃገረ ሽወደን፡  ዲጂታላዊ ምስክርነት ክታበት፡ ካብ ዕለት 01 ሰነ 2021፡ ንኽትጅምር ብመንገዲ ሚኒስተር ዲጂታላዊ ስራሓት፡ ኣንደሽ ኢገማን (Anders Ygeman)  እማመ ከምዝቐረበ ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። ብዙሓት ብቱሪዝም ዝናበራን ካልኦት ኤውሮፓውያን ሃገራት፡ ናይ መጓዓዝያ እገዳታት ተወዲኡ ናብቲ ንቡር ንኽምለስ፡ ነዚ ናይ ክታበት ምስክርነት ይጽበያ ምህላወን ዝፍለጥ እዩ። ኣብ ሽወደን፡ ዲጂታላዊ ምስክርነት ክታበት ንምጽፋፍ፡ ቀጻሊ ስራሕ ይካየድ ምህላዉ ዝሓበረ፡ ኢገማን፡ እቲ ምስክርነት፡ …

Read More »

ኣብ መንስትሮስ (Mönsterås) እትርከብ ቤት ትምህርቲ፡ ለበዳ ኮሮና፡ ኣስፋሕፊሑ

ኣብ መንስትሮስ (Mönsterås) እትርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ፡ ለበዳ ኮሮና፡ ከምዝተራእያን ከም ሳዕቤኑ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሳምንታት፡ 30 ተማሃሮን 20 መማህራንን ብኮሮና ቫይረስ ከምዝተለኽፉ ጋዜጣ ባሮሜተርን (Barometern) ኣብ ዓምድታቱ ኣስርፊሩ። እዞም ቁጽርታት፡ ክሳብ ሕጂ ተፈሊጦም ዘለዉ ኮይኖም፡ ወለዲ፡ ኩነታት ደቆም ተኸታቲሎም ሓበሬታ ምስ ሃቡና፡ እቲ ቁጽሪ ክዛይድ ተኽእሎታት ኣሎ። ስለዚ፡ ወለዲ ተማሃሮ መባእታ ቤት ትምህታት ይኹኑ መዋእለ ህጻናት፡ ተቐላጢፎም ሓበሬታ ከመሓላልፉ …

Read More »

ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኦምዮ

ኣብ ከተማ ኦምዮ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ብሮሊምቢያ፡ ለበዳ ኮሮና ብምስፍሕፍሑ፡ 24 ተማሃሮን 3 መማህራንን ከምዝተለኽፉ ጸብጻባት ሓቢሮም። ምስፍሕፋሕ ናይቲ ለበዳ፡ ካብቲ ንቡር ብዝተፈልየ ኣገባብ ከምዝተመሓላለፈ፡ ሓለቓ’ቲ ቤት ትምህርቲ፡ ራስምሰን ዊንግቤሪ ገሊጹ። ኣብቲ ቤት ትምህርቲ፡ እቲ ዝግባእ ናይ ምክልኻል መስርሕ እኳ እንተ ሃለወ፡ እቲ መልከፍቲ ኮሮና፡ ብብሪጣንያዊ ጅር ዝተፈጥረ ክኸውን ከምዝኽእል ምምሕዳር’ቲ ቤት ትምህርቲ ይሕብሩ። በቲ ዝተኸስተ ኣጋጣሚ፡ እታ ቤት ትምህርቲ፡ …

Read More »

Harmony Media News 01-03-2021

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com