Friday , April 19 2024
Pontus Lundahl/TT

ICA ዘፍርዮ ዓይነት ብላሽ መግቢ ክንኪ እየ ይብል።

ዋና ኣካያዲ ስራሕ ሰንሰለት ICA ዝኾነ Per Strömberg ኣብ 2025 ዘፍርዮ መጠን ገፈጥ-መፈጥ መግቢ ብፍርቂ ከጒድለ ምዃኑ ሓቢሩ’ሎ ክብል ን ጋዜጣ dagens ሓቢሩ’ሎ።

ፍርያት ገፈጥ መፈጥ ኣብ ከባብያዊ ብከላ ኣስተዋጽኦ ከም ዘለዎም ዝፍለጥ እዩ።

ምዕሩይ ምዕባለ መታን ክህሉ መራሕቲ ቢዝነስ ህዝቢ ዝሓሸ ጥዕናዊ ትሕዝቶ ዘለዎ መግቢ ክወስድ ከተባብዑን ክመርሑን ሓላፍነት ከም ዘለዎም’ውን ተሰሚርሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com