Saturday , April 20 2024
Foto: TT/Twitter

Löfven ኣብ ስሪላንካ ንዝተገብረ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ኰኒኑ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን Stefan Löfven ብንሰንበት ኣብ ልዕሊ ኣብ ከተማ ኮሎምቦ ኣብ ዝርከባ ኣብያተ ክርስትያናትን ክልተ ሆቴላትን ንእተገብረ መጥቃዕቲ “ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ሰባት ዝተኻየደ ዘስካሕክሕ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ” ክብል ብምዂናን ናይ ትዊተር መልእኽቲ ሰዲዱ።

ካብቶም ዛጊት ዝሞቱ 185 ሰባት 35 ወጻእተኛታት ምዃኖም ተፈሊጡ’ሎ።

በዚ መጥቃዕቲ 185 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 500 ከኣ ቄሲሎም ኣለዉ።፡


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com