Saturday , April 20 2024

Swedish News on Tigrigna ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 6 ግንቦት 2019

ገለ ካብ ትሕዝቶ ናይ ሎሚ ዜናታት፣-

ኣርእስተ ዜናታት

 ድሕሪ ምቛም መንግስቲ ሽወደን ኣብ ወርሒ ጥሪ ፈላማይ ክትዕ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ተኻይዱ

 ባዓል መዚ ኢመግራሽን ንዜጋታት ኤርትራ ዝርእይ ፍሉይ ፍታሕ ከምዝገበረ ተፈሊጡ።

 ኣብ ብዙሕ ዞባታት ሽወደን ዝርከቡ ባንክታት ደም ሕጽረት ከምዘጋጠመ ተፈሊጡ።

መደባትናን ብሰፊሕ ሓበሬታን ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ ::


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com