ኣብ ሃገር ሽወደን ለብዳ ኮሮናቫይረስ ይግስግስ ኣሎ። ክፍሊ ህዝባዊ ጥዕና፡ ነቶም ምልክታት ዘርእዩን ዕድመኦም ልዕሊ 70 ዝኾነን ማሕበራዊ ርክባት ኬቋርጹ ይጽውዕ። ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስትሪ ንወጻኢ ዚግበር መገሻ ኣድላዪ እንተ ዘይኮይኑ ኪቋረጽ ይመክር። ኣብዚ፡ ነቲ ቫይረስን ለበዳን ኣተሓሕዛኡን ዚምልከት ሓበሬታ ክትረክብ ትኽእል። ምርመራ ኮሮናቫይረስ ኣብ ሻሪተ በርሊን፡ ጀርመን፡ ፎቶ Christophe Gateau/TT. ኣብቲ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ተለፎን ጽቕጥቅጥ ኣሎ፡ ነቶም ብሓቂ ዘድልዮም …
Read More »