![](https://www.harmonymedia.se/wp-content/uploads/2024/05/Anna-Lena-work-from-home.webp)
Credit: Christine Odén/Sveriges Radio
ቊጽሮም እናወሰኽ ዝመጹ ኣስራሕቲ ኣብ ሰሙን ስራሕ ሰራሕተኛታቶም ኣብ ጥቓኦም ክህልዉ ይመርጹ ምህላዎም፡ በዚ ዳ ነቲ
ብርሕቀት ምስራሕ ዝምልከት ሕግታቶም ክግምግሙ ጀሚሮም ከምዘለዉ ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ኒውስ ሽወደን ሓቢሩ። እዚ
ለውጢ ዝመጽእ ዘሎ ብርሕቀት ምስራሕ ሰባት ዝያዳ ኣፍረይቲ ክገብሮም ከም ዝኽእል መጽናዕትታት ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን
እዩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጋቭለ ፋኩልቲ ጥዕናን ሞያዊ መጽናዕትን ፕሮፌሰር ጉናር በርግስትሮም፡ ኣስራሕቲ ኣብ ሃዋህው ስራሕ ዝሓሸ
ቁጽጽር ክህላዎም ከም ዝደልዩ ይዛረብ