ሕግን ሕብረተሰብን ዜና መስኪናይ ህጻን! Khaled Abdu October 13, 2018 ሓደ ሰብኣይ ንሓደ ሰለስተ ዓመት ዝዕድመኡ ህጻን ቀቲሉ፡ ይሕብር GT። እቲ ህጻን ምስ ብርቱዕ መውቃዕትን መጕዳእትን እዩ ዝሓለፈ ሰሉስ ናብ ስካራቦርይ ሆስፒታል ዝመጸ፡ ኣማስያኡ ድማ ሞይቱ። ብመሰረት ወብሳይት ፖሊስ፡ እቲ ቀታሊ ነታ ኣደቲ ዝሞተ ህጻን ይፈልጣ እዩ። Continue Reading Previous: ኣብ መላእ ዓለም ሕማም ኣእምሮ ይሰፍን ኣሎNext: ሃገር ሽወደን 5000 ናይ ክዎታ ዕቝበኛታት ንኽትወስድ ትውስን Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024