Tuesday , June 25 2024
Credit: Pontus Lundahl/TT

ሽወደናዊ ራፐር ብጥይት ተቐቲሉ

ኣብ ዕድመ መፋርቕ 20ታት ዝርከብ መንእሰይ ሙዚቀኛ ራፕ ኣብ ከተማ ዮተቦሪ ባካ ኣብ ዝርከብ ብዙሕ ደርቢ ዘለዎ መዕረፊ
መካይን ብዝተፈጸመ ተኹሲ ተቐቲሉ። ብመሰረት ጸብጻብ ኣገልግሎት ዜና SVTን ጋዜጣ “ዮተቦሪ ፖስትን”፡ እቲ ግዳይ ፍሉጥ
ሽወደናዊ ስነጥበባዊ ራፕ እዩ። ብቕድሚ ትማሊ ሰሉስ ምሸት ሰዓት 10.40 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣደባባይ ሰልማ ላገርሎፍስ ተዂሲ
ክፍጸም ብዛዕባ ምዃኑ ሓያሎ ሰባት ንፖሊስ ኣጠንቂቖም ምንባሮም እታ ማዕከን ዜና ወሲኻ ጸብጺባ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com