Sunday , June 16 2024
Credit: Caisa Rasmussen / TT

ባንክታት ንዓማዊል ካብ ዓሎቕ ምክልኻል ዝሕግዛ ስጒምቲታት ከተኣታትዋ እየን

ማሕበር ባንከኛታት ሽወደን ን ዓማዊል ካብ ዓሎቕ ንምክልኻል ዝግበር ጻዕሪ ንምሕያል ዝሕግዙ ተኸታተልቲ ስጉምትታት
ንመንግስቲ ኣቕሪቡ። እዚ ተኸታታሊ ስጒምቲታት፡ ገበነኛታት ኣብ ሞባይል ዝተመርኮሰ ናይ ክፍሊት ኣፕ ስዊሽ ከይጥቀሙ ምእጋድ
ዘጠቓልል እዩ። ካብ ማሕበር ባንክታት ሃንስ ሊንድበርግ፡ ድሕንነት ዓማዊል ንምሕያልን ገበነኛታት ኣገልግሎት ባንክ ካብ
ምጥቃም ደው ንምባልን ​​ዕላማ ጌሮም ይሰርሑ ምህላዎም ንሬድዮ ሽወደን ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com