![](https://www.harmonymedia.se/wp-content/uploads/2024/05/Police-Incident.webp)
Credit: Amanda Bodin/Hudiksvalls tidning/TT
ትማሊ ኣብ ኣፍደገ ሁዲክስቫል ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ መንእሰያት ደቂ ኣንስትዮ ከም ዝሞታ ተሓቢሩ። እቲ ሓደጋ፡ ሓንቲ
ኣውቶቡስን ሓንቲ መኪናን ዘጠቓለለ ኮይኑ፡ ፊትንፊት ከም ዝተጋጨዋ ተፈሊጡ። ብድምር 7 ሰባት ናብ ሆስፒታል ክውሰዱ
እንከለዉ፡ ሓያሎ ካብኣቶም ከቢድ መጉዳእቲ ዘጋጠሞም እዮም።