Tuesday , June 25 2024
Credit: Gaby Katz/Sveriges Radio

ክትዕ ምርጫ፡ ሓድሽ ውዕል ስደት ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ድዩ?

https://sverigesradio.se/artikel/election-debate-is-the-new-migration-pact-a-step-forward

ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ስደትን ዑቕባን ዘቕረቦ ሓድሽ ፓኬጅ ጽገናታት ኣብ ራድዮ ሽወደን ትማሊ ሶኑይ ኣብ ዝተኻየደ ክትዕ ምርጫ ሕብረት ኤውሮጳ ብብዝሒ ተራእዩ። ትማሊ ሰንበት ንምርጫ ዝቐረቡ ሸሞንተ ሕጹያት ሰልፍታት ፓርላማ ሽወደን፡ ብዛዕባ መርትዖ ውዕል ስደትን ዑቕባን ተጋጭዮም።

“እቲ ውዕል ስደት ኣብ መወዳእታ ንዶባት ሕብረት ኤውሮጳ ንውስኽን ንምቁጽጻርን ሓያል ስጉምትታት ኣለዎ” ይብል ኣርባ ኮካላሪ ካብ ሰልፊ ሞደራት


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com