Sunday , June 16 2024
Credit: Christine Olsson/TT

ሓያሎ ውድባት ሽወደን ነቲ ደሞክራትና ዝተግበሮ ‘ትሮል ፋክትሪ’ ይኹንኑ።

ክፍሊ ርክብ ሰልፊ ዲሞክራትና ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ስሙ ዘይተገልጸ ትሮል-ኣካውንት ዝበሃል ተጠቒሙ ነቲ ሰልፊ
ዝድግፍ ፕሮፖጋንዳ ከም ዝዝርግሕ ዝገልጽ መርማሪ መደብ ሃርድ ፋክትስ ቲቪ4 ሓያል ግብረ መልሲ ተዋሂብዎ። ኣብ መንግስቲ
ዝርከቡ መራሕቲ ኣካላት ሓዊሱ ካልኦት ነቐፍቲ፡ እዚ ክሲ ቅቡል ከምዘይኮነን፡ ዲሞክራስያውያን ሽወደን ነቲ መደባት ስዒቡ
ዘቕርቦም በዳህቲ ሕቶታት ክምልሱ ኣለዎም ገሊጾም ኣለዉ። መራሒ ሰልፊ ዲሞክራትና ሽወደን የሚ ኦከሰን ግን ጸብጻብ ‘ናይ
ሓሶት ሓበሬታ’ን ስርሒት ጽልዋ ውሽጢ ሃገር ክብል መልሲ ሂቡ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com