Sunday , June 16 2024
Credit: Ulla Engberg/Sveriges Radio

“ስዊፍቲ” ካብ ርሑቕን ቀረባን ናብ ኮንሰርት ኣብ ስቶክሆልም ይጓዓዙ

ኣብዚ ቀዳመ ሰንበት ክሳብ 200 ሽሕ ደገፍቲ ስነጥበባዊ ቴይለር ስዊፍት ኣብ ሙዚቃዊ ምርኢት ንምስታፍ ናብ ስቶክሆልም
ክመጹ ትጽቢት ተጌሩ ምንባሩ ተፈሊጡ። ካብ ሰለስተ ምርኢታት እቲ ቀዳማይ ዝሓለፈ ዓርቢ ተኻዪዱ’ሎ።
“በቃ ናይ ብሓቂ ናይ ብሓቂ ብሉጽ ለይቲ እየ ዝጽበ” ትብል ካብ ዊስኮንሲን ኣመሪካ፡ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ሽወደን ዝመጸት
ራቸል ኦብራይን። ንሳ ድሕሪ እቲ ኮንሰርት ንሓደ ሰሙን ዝኸውን በዓል ክትጸንሕ እያ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com