Tuesday , May 21 2024

ሃገረ ታይላንድ ዕጸ – ፋርስ ብወግዒ ንምፍቃድ ትቀራረብ

ሃገረ ታይላን ነቲ ብማሪዋናን ካናቢስን ዝፈለጡ መደንዘዚ ዕጸፋርስ ሕጋዊ ዝርግሐ ንኽህልዎ ዝድንግግ ሕጊ ወግዓዊ
ንምግባሩ ብዙሕ ስድጉምቲ ንቕድሚ ከይዳ ከምዘላ ሰበ ስልጣን ጥዕና እታ ሃገር ሓቢሮም ክብል ኣገግሎት ዜና ተተ
ይሕብር።
ሚኒስተር ህዝባዊ ጥዕና ኣኑቲን ቻርኒቪራኩል ካናቢስ እተፈላለየ ሕክምናዊ ረብሓታት ኣለዎ ካብ ካልእ ኣትክልትን
ከኣ እተፈልየ ኣይኰነን ህዝቢ ታይላንድ ካብ ሕክምናውን ቍጠባውን ረብሓታት ንኽረኽቡ ድማ ዝከኣለና ዅሉ
ንገብር ኢና" በለ።
እቲ ዝርዝር ካብቲ ብጽኑዕ እተኸልከለ ሄሮይን ኣትሒዙ ኽሳዕ እቲ ኣብ ፋርማሲ ዚሽየጥ መድሃኒት ዜጠቓልል እዩ።
እቲ መድሃኒት ካብኡ ምውጻኡ ሕጂ ኣብ ታይላንድ ዕምባባታትን ዘርእን ክዝውተር ከም ዝኽእል ዝሕብር ኢዩ ።
ይኹን እምበር ምህርቲ መሸጣ ከምኡውን ንብረት ስርዓታዊ ዀይኑ ክቕጽል ኢዩ ኣብ ሕክምና ጥራይ ድማ ክውዕል
ኢዩ። ትሕዝቶ ናይቲ ተሃዊኹ ዝኸይድ ንጥረ – ነገር THC ካብቲ እተወድአ ፍርያት 0,2% ክበልጽ የብሉን ።
ስእሊ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com