Tuesday , May 21 2024

ኮሜድያን ኣል ፒቸር ናብ መድረኽ ተመሊሱ።

ሽወደናዊ ኮሜድያን ኣል ፒቸር፡ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንኽልተ ዓመታት ካብ ቀጥታዊ መድረኽ ተኸዊሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሕጂ ተቐልቂሉ’ሎ። ኣብ ብሪጣንያ እተወልደን ኣብ ኒውዚላንድ ዝዓበየን ፒቸር፡ ኣብ 2010 እዩ ናብ ሽወደን ኣትዩ። ድሕሪዚ፡ ብፍላይ በቶም ኣብ ተሌቪዥን ሽወደን ዘቕርቦም ዝነበረ ኮሜዲታት ብዙሕ ተፈታውነት ከም ዝረኸበ ዝፍለጥ እዩ።

“ንኽልተ ዓመታት ዝኣክል ኣብ ቤተይ ኮይነ ዲጂታላዊ ኮመዲ እሰርሕ ኔረ፡ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ማንም ተዓዛባይ ኣይረእየንን” ክብል ፒቸር ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com