ስፖርት ዜና ሃገራዊት ጋንታ ስዊድን ሕነኣ ትፈዲ Khaled Abdu November 18, 2018 ሃገራዊት ጋንታ ስዊድን ነቲ ኣብ ገዛእ ሜዳኣ ዝወረዳ ስዕረት ናብ ቱርኪ ብምጉዓዝ 1 ብ 0 ተዓዊታ፡፡ ሓለቓ ጋንታ ዝኾነ ተኸላኻላይ ኣንድርያስ ግራንክቪች ብፍጹም ቅላዕ ብዘመዝገባ እንኮ ሸቶ ስዊድን 3 ነጥቢ ሒዛ ክትወጽእ በቂዓ፡፡ እታ ኣብ ካልኣይ እብረ ናይቲ ጸወታ ዝተመዝገበት ሸቶ ኣብ ተጻወቲ ጋንታ ስዊድን ፍናን ብምፍጣር ነቲ ውጺት ዓቂቦም ክወጹ ኣኽ ኢልዎም እዩ፡፡ Continue Reading Previous: ሽወደናዊ ፓስፖርት ምሃብ ብግዝያውነት ኣቋሪጹNext: ምርጫ ብሉጽ ተጻዋታይ ኣፍሪቃ 2018 Related Stories ሱዳን፥ ስርሓት ሩስያ ዝኾነት ነፋሪት ካርጎ ተሃሪማ ወዲቓ ዜና ሱዳን፥ ስርሓት ሩስያ ዝኾነት ነፋሪት ካርጎ ተሃሪማ ወዲቓ October 23, 2024 ፊንላንድ ኣብ መስከረም 2024 ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ ዜና ፊንላንድ ኣብ መስከረም 2024 ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ October 23, 2024 ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ ዜና ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ October 23, 2024