Friday , July 12 2024

ሓበሬታ ንተቐማጦ ደቡባዊ ስተኮልም!!

ፖሊስ ከትማ ስቶኮልም ሎሚ ሓሙስ ብ ሄሊኮብተር ተሰንዩ ዓበይቲ ኣጽዋራትን ተተኮስቲ ዘጠቓለለ ወታደራዊ ልምምድ ከካይድ ከምዝኾነ ንተቐማጦ እዚ ከባብይ ይሕብር። ኣብዚ ወታደራዊ ልምምድ ብርክት ዝበላ ወታደራዊ ተሽከርከርቲ፣ ኣጋር ፖሊስን ተተኮስትን ብብዝሒ ዝሳተፍዎ ኮይኑ ዝኮነ ድምጺ ተተኮስቲ ምስ ዝሰምዑ ሰባት ኮይስንብዱን ርጉእ ምንቕስቓሳቶም ከም ወትሩ ከካይዱ ወስኹ ይገልጽ።

ብመሰረት ሓበሬታ ፖሊስ እዚ ልምምድ ዝኻየደሉ ቦታ ካብ ከባብታት ሶደርማልም (Södermalm) ሲጋብ ቬስትበርጋን (Västberga) ጆሃንስሆቭ (Johanneshov) ዘሎ ቦታ ዝዝርጋሕ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com