ስራሕን ቁጠባን ካብዝን ካብትን ውህደት ዜና ምኽርታት ስራሕ Khaled Abdu September 21, 2019 – ኣብ ስራሕካ ሓላፍነት ከም ዘለካን ተሓታቲ ምዃንካን ኣይትዘንግዕ። – ንስራሕካ ኣብ ግዜኡ ብምጽፋፍ ክትፍጽሞ ጸዓር። – ንእትሰርሖ ስራሕ ኣትሒትካ ካብ ምርኣይ ተቖጠብ። – ናይ ስራሕ ሰዓታት ኣኽብር። – ንድኹም ጐንኻ ንምምዕባል ካብ ሰባት ንዝተዋህበካ ምኽሪ ብኽፉት ልቢ ተቐበል። Continue Reading Previous: ሰራሕተኛታት ብርክት ዝበላ ባንካታት ሽወደን ካብ ስራሕ ከይፋነዉ ስግኣት ሓዲርዎም ተባሂሉ።Next: ከተማ ዮተቦሪ ዝተቐበለቶም ሓደሽቲ መጻእቲ ብዘይ መንበሪ ክተርፉ ከምዝኽእሉ ይሕበር ኣሎ። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024