Wednesday , October 4 2023
Breaking News

ኣገዳሲ ሓበሬታ ካብ ሚግረሽንስቨርከት

ኣቕራቢ መንበሪ ፍቃድ ካርድ ዝኾነ ትካል ቅድሚ ሕጂ ዝነበሮም ተክኒካዊ ጸገም ከም እተቐርፈ ገሊጹ።

ዳግማይ ምስራሕ ምሉእ ብምሉእ ምጅማሮም ሰራሕተኛታት ካኣ ተወሳኺ ሰዓትታ ምሉእ ምሸት ይሰርሑ ምህላዎም ገሊጹ።

እቶም ካርዲታት ብቐጻሊ ካብሎሚ ጀሚሮም ክስደዱ እዮም። ናይ መንበሪ ፍቃድ ካርድ እንተደሊኻ ንቦርድ ስደተኛታት ዘደውል ኣይክህልወካን እዩ። ባዕልና ክንልእከልካ ኢና።

ነቲ ቅድሚ ሕጂ ዘጋጠመ ገልታዕታዕ ይቕሬታ ንሓትት።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com