ሃገራዊ ዜና ሕግን ሕብረተሰብን ውህደት ዜና ዜግነት ሽወደን ክትሓትት እንተኾንካ? Khaled Abdu December 24, 2018 ከምዝፍለጥ ናይ ሽወደን ዜግነት ክትሓትት ከለኻ ኣብ ልዕሊ እቲ ኻልእ ጠለባት ናይ ሃገርካ ፖስፖርት ከምዝሕተት ዝፍለጥ ኮይኑ ገለገለ ሰባት ግን መዓልቱ ዝሓለፈ እሞ ዘይተሓደሰ ፖስፖርት ከም ናይ መንነት መረጋገጺ ብፍላይ ኣብ ጉዳይ ዜግነት የገልግል ምኻኑ ብዘይ ምፍላጥ ኣብ ዘይተደልየ ምንዋሕ ግዜ ይወድቁ ስለዘለው እዚ ሓበሬታ ናብ ኩሉ ክባጻሕ ንላቦ:: ምድላው ኣልኮምፒስ ክፍሊ ትግርኛ Continue Reading Previous: ዓበይቲ ክለባት ቸልሲን ማንቸስተር ሲትን ብኽሳራ ናብ ጸወታ ቦክሲን የምርሓ!Next: ፕሪመር ሊግ ታሪክ 1985 ዳግማይ የሕድስ Related Stories ሱዳን፥ ስርሓት ሩስያ ዝኾነት ነፋሪት ካርጎ ተሃሪማ ወዲቓ ዜና ሱዳን፥ ስርሓት ሩስያ ዝኾነት ነፋሪት ካርጎ ተሃሪማ ወዲቓ October 23, 2024 ፊንላንድ ኣብ መስከረም 2024 ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ ዜና ፊንላንድ ኣብ መስከረም 2024 ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ October 23, 2024 ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ ዜና ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ October 23, 2024