Monday , May 20 2024

ሓድሽ ሕክምና ፓርኪንስ ንሕሙማት ተስፋ ይህብ

Credit: Private

ልዕሊ ሓደ ዓመት ይገብር፡ ተመራመርቲ ሉንድ፡ ን ሓደ ሕማም ፓርኪንሰን ዘለዎ ሰብኣይ፡ ኣብ ቤተ-ፈተነ ዝሰሰኑ 7 ሚልዮን ዋህዮታት ሓንጎል ናብ ርእሱ ክኣትዉ ምግባሮም ክንገር ጸኒሑ እዩ። ዓመት ድሕሪዚ ፍጻመ ቶማስ ማትሰን ቴኒስ ክጻወት ከምኡ’ውን ውጽእ ኢሉ ኣብ ምንሽርታት በረድ ክሳተፍ ክኢሉ’ሎ። ናይ ጎልፍ ስንክልናኡ’ውን ምምሕያሽ የርኢ’ሎ። እዚ ተርእዮ ኣብ ሕማም ፓርኪንስ ዝጸንሐ ሻቕሎት ብምእላይ ተስፋ ዝህብ ኲነታት ፈጢሩ ይርከብ። “እቲ ፍልልይ ርኡይን ዘገርምን እዩ” ክብል ንሬድዮ ሽወደን ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com