Tuesday , May 21 2024

መንገዲ ኣየር SAS ናይ ውሽጢ ሃገር በረራቱ ናብ 4 ቦታታት ኣውሪድዎ።

SAS ብዘይካ ኣርባዕተ ካልኦት ኲሎም ናይ ውሽጢ ሃገር በረራታት ክስርዝ ይውስን።፡ መንገዲ ኣየር SAS ካብ መዕርፍፎ ነፍርቲ ኣርላንዳ ናብ ኡምዮ ኬሩና ሉልዮን ቪስቢን ገዲፍካ ካብ ስኑይ ጀሚሩ ኲሉ ካልእ በረራታት ደው ክብል ኣዚዙ’ሎ።፡ እዘን ኣርባዕተ በረራታት ክቕጽላ ዘፍቀድናሉ ምኽንያት ሕብረተሰብ ምርኻብ መታን ክኽእል ኢልና ኢና ኢላ። ይዂንምበር እዚ እገዳ ብዙሓት ሰባትን ኣቕሑን ንግዜኡ ክዕገቱ ዝገብር ብምዃኑ ኣብ ዝሓጸረ ናብ ንቡር ናይ በረራ ልማድና ክንምለስ ተስፋይ እዩ ኢላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com