Monday , May 20 2024
Foto: Jonas Ekströmer/TT

ሰልፊ ሞደራትና በቲ ናይ 11 ቢልዮን ምጉዳል ግብሪ ዝያዳ ሕጒሳት ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ።

መንግስቲ ንዝመጽእ ዓመት ዘውጽኦ ባጀት ኣርባዕቲአን ውድባት ከም እተላዘባሉ ዝሕብር ምዃኑ፡ ወሃቢት ርእይቶ ፖለቲካ ሬድዮ
ሽወደን ሄለና ጊሰን ትገልጽ። ኣብቲ ልዝብ ብዝያዳ እተዓወተ ንምውጻእ ዘሸግር እኳ እንተኾነ፥ ሰልፊ ማእከላይ በዚ ናይ 11
ቢልዮን ክሮና ምጉዳል ግብሪ ኣታዊ “ዝያዳ ሕጉስ ክኸውን ይኽእል'ዩ" ኢላ ከም እትኣምን ወሲኻ ገሊጻ’ላ። ብኣንጻሩ
ተቓወምቲ ናብ ድሕነት፡ ክንክን ጥዕናን ኣብያተ ትምህርቲ፡ ከምኡ’ውን ንምክልኻል ጎነጽ ጕጅለታት ዝያዳ ገንዘብ ክምደብ ከም
ዝደልዩ እዮም ዝሕብሩ።

 

Foto: Jonas Ekströmer/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com