Monday , May 20 2024

ሽወደን ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ምስ ቊጠባዊ ሓልዮት ብምውህሃድ እያ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ።

ክኢላ ተባላዕቲ ሕማማት፥ ሽወደን ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ምስ ቊጠባዊ ሓልዮት ብምውህሃድ እያ ትሰርሕ ዘላ ኢሉ። ሽወደን ቊጠባዊ ምንቅስቓስ እናካየደት ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ተሳልጥ ኣላ ክብል ፕሮፌሰር ተላባዕቲ ሕማማት ንሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝህቦ ቃል ኣመልኪቱ።

ኣብ ትካል ካሮሊንስካ ዝሰርሕ ኣንደርስ ብዦርክማን ሽወደን ንፍልሰት እዚ ለበዳ ብምክትታል ዘድሊ ፖሊሲ ክትሕንጽጽ ይግባኣ ኢሉ።፡ እዚ ይዂንምበር ሽወደን ሰብሞያ ጥዕና ኣብ ምምርምር ዝነኣድ ፖሊስ ከም ዘይብላን ህዝቢ ጸረ ተህዋስያን ዝወስደሉ ግዜ ክትጅምር ከም ዘለዋን ኣመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com