Monday , May 20 2024

ሽወደን ንወቕቲ “ጉንፋዕ” ድልውቲ ምህላዋ ተገሊጹ።

ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ማእከላት ጥዕና ንወቕቲ ጉንፋዕ ዝኸውን እኹል ምድላዋት ምግባረንን ኲለን ኣውራጃታት ነዚ ዝኸውን እኹል ክትባት ከም ዘዋህለላን ተገሊጹ’ሎ። ዓሚ ሕጽረት ክትባት ተራእዩ ምንባሩ ሎሚ ግና እኹል ቀረብ ተዳልዩ ምህላዉ በዓልቲመዚ ኤጀንሲ ጥዕና ሽወደን ማያ ፕሪቲን ንሬድዮ ሽወደን ሓቢራ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com