Monday , May 20 2024
Henrik Montgomery/TT

ሽወደን ኣብ መንጎ ኣብያተ ትምህርቲ ዘሎ ጋግ ንምጽባብ ክትሰርሕ እያ።

ነቲ ኣብ ኣብያተትምህርቲ ዘሎ ዘይምዕሩይነት ንምቅላስ፡ መንግስቲ ኢዱ ከእቱ ከምዘልዎ እዩ ዝሕበር ዘሎ። እቲ ጸብጻብ ብዙሕ ሓሳባት ብምቕራብ፡ ካብዚኣቶም ድማ ነቲ ተምሃራይ ናይ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ መሰል ምሃብን፡ ኣብያተትምህርቲ ድማ ንወለዲ ኣብ ናይ መጸበዪ ግዜ መዝጊብካ ናይ ምድንጓይ ዚኽተላኦ ዘለዋ መሰላት ኪሕደጋ ዚብሉ እዮም።

መንግስቲ ዘዳለዎ ሓድሽ ጸብጻብ ከም ዘመልክቶ ሽወደን ኣብ መንጐ ኣብያተ ትምህርቲ ዘሎ ዘይምዕርዩነት ንምስትኽኻል ኢዱ ከእቱ ጻውዒት ጌሩ። እዚ ጸብጻብ ብዙሕ ለበዋታት ዝገበረ ምዃኑ ተፈሊጡ’ሎ። ገለ ካብዚ ብምርጫ ትምህርቲ ምኽፋትን ቅድሚ ዓመታት ሕቶ ዘቕረቡ ወለዲ ናይ ምጽባይ ዝርዝር ክህልዎምን ዝገብር እዩ። መንግስቲ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ዝነበሮ ምታትታው ክቕጽልን ነዚ ዕማም ካብ ምሕዳር ከተማታት ክርከብዎን እቲ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። እዚ ማለት ብርክት ዝበለ ሽግራት ዘለውልም ማሕበረሰባት ምወላ፥ ካሕሳን ወፍሪን ክረኽቡ ክግበር እዩ። እዚ ህጂ ዘሎ ጸብጻብ ውዒሉ ሓዲሩ ሕጊ ሃገር ክኸውን እዩ ድማ ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com