Monday , May 20 2024
Foto: Fredrik Sandberg / TT / Kod 10080

ቋንቋ ሽወደን ብግቡእ ዘይምርዳእ ስራሕ ንዝደልዩ ዕንቅፋት ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ።

ኣብ ወጻኢ ዝተወልዱን ቋንቋ ሽወደን ብግቡእ ዘይመልኩን ዜጋታት፡ ዝተሓተ ስራሕ ንምርካብ እውን ከይተረፈ ይሽገሩ ምህላዎም ብማእከል ቢዝነስን መጽናዕቲ ተኻዪዶም ናብ ኣስራሕቲ ዝተላእኩ ክልተ ዳህሳሳት ኣመልኪቶም።

“ሽወደንኛ ምንባብን ምጽሓፍን ኣብ ናእሽቱ ሽቕለት እውን ከይተረፈ ኣዝዩ ኣገዳሲ እናኾነ እዩ ዝመጽእ ዘሎ” ክብል ኣብ ዩኒቨርሲቲ ስቶክሆልም ፕሮፌሰር ስነቚጠባ፡ ከምኡውን ሓደ ካብ ኣዳለውቲ እዚ መጽናዕቲ— ኦሎፍ ዳን ሩት ገሊጹ’ሎ–መሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com