Tuesday , May 21 2024

ብራዚል ተዓዋቲት ኮፓ ኣመሪካ ኮይና!!

ኣእንጋዲት ሃገር ብራዚል ን ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ብምስዓር ምስ ንሃገራዊት ጋንታ ቺለ ስዕራ ናብ ግጥም ፍጻሜ ዝሰገረት ፔሩ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ 3 ብ 1 ብምዓር ድሕሪ 12 ዓመታት ንጽዋእ ኮፓ ኣሜሪካ ዓቲራታ።

ሶኣረስ፡ ጀሱስን ሪቻርልሰንን ን3 ሸቶታት ብራዚል ን ዘመዝገቡ  ክኾኑ ከለዉ ጉሬሮ ድማ ነታ ብፍጹም ቅላዕ ን ፔሩ ዘመዝገበ እዩ። ኣብዚ ጸወታ ጋብሬል  ጀሱስ ሸቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ ኣብ 70 ብክልተ ብጫ ካርድ ተባሪሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com