Monday , May 20 2024

ብዙሕ ቋንቋ ብሓንሳብ ምምላኽ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ የዛይድ እዩ ተባሂሉ።

ብዙሕ ቋንቋ ብሓንሳብ ምምላኽ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ ከምዘዛይዶን ዝሓሸ ናይ ስራሕ ዕድላት ከምዘሎዎን ተሓቢሩ። ጸብጻባት ሬድዮ ሽወደን ከም ዘመልክትዎ IKEA ናይ ዓረብ ኣገልግሎት ከቕውም ምዃኑን እዚ ድማ ኣብ ዕዳጋ ሽቕለት ኣብዪ ኣስተዋጽኦ ክህልዎ እዩ ተባሂሉ ከም ዝሕሰብ ተገሊጹ።

“ዓረብኛ ንዝዛረቡ ኣዝዩ ጽቡቕ ኣገልግሎት ዝህቡ ሰባት ቈጺርና ኣሎና” ክብል ኣንድርያስ ካስቶር ን ሬድዮ ሽወደን IKEA ገሊጹ’ሎ። IKEA ሓደ ካብቶም ዝበዝሑ ተመሃሮ ክሰርሑሎም ዝብህጉ ኲባንያታት ምዃኖም ብዩኒቨርሱም ዝተኻየደ ጸብጻብ የመልክት።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com