Monday , May 20 2024

ቫይረስ ኮሮና ብመግቢ ይማሓላለፍ ዶ ?

ቫይረስ ኮሮና ብዘይካ በቲ ልሙድ ወይ ዉን ስጋብ ሕጂ ተረጋጊጹ ዘሎ መማሓላላፊ መገዲታት፣ ብመግቢ ይማሓላለፍ ምዃኑን ዘይምዃኑን ዝተፈላለዩ ሻቕሎት ጸኒሖም እዮም። በዚ ምኽንያት ብምግባር ባዓል መዚ ምቁጽጻር መግብታት፣ ማለት Livsmedelsverket ቫይረስ ኮሮና ብመገዲ መግቢ ከምዘይማሓላለፍ ኣፍሊጡ። እቲ ባዓል መዚ ብተወሳኺ ክሳብ ሕጂ ብመግቢ ዝተሓላለፈ ወይ እዉን ዝተለኸፈ ዝኾነ ይኹን ተርእዩ ወይ ዉን መዝገብ ኣብ ሽወደን ይኹን ካብ ሽወደን ወጻኢ ከምዘየለ ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com