Monday , May 20 2024
Foto: Jessica Gow / TT kod 10070

ተመን ኮብራ ካብ መካነ እንስሳ ስካንሰን ኣምሊጡ።

ዝሓለፈ ቀዳም 2.5 ሜትሮ ዝንውሓቱ ተመን ኮብራ ካብ መካነ እንስሳ ስካንሰን ከም ዘምለጠን ክሳብ ሕጂ ክርከብ ከም ዘይተኻእለን ተገሊጹ። እዚ ተመን ሰባት ከጥቅዕ እዩ ዝብል ስግኣታት የለን–ብመሰረት ሓላዊ እንስሳታት ቦሲ ጆንሰን።

እቲ ኮብራ ክሳብ ዝርከብ እቲ መካነ ህይወታውያን ንግዜኡ ተዕጽዩ ክጸንሕ እዩ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com