Monday , May 20 2024

ንምንታይ ከምዝኾነ ትፈልጡ’ዶ?

  • ፍሩታን ኣሕምልትን ዝጠቓለለ ጠዓሞት፡ ብቪታሚንን ካልእ ማዕድናትን ዝሃብተመ ስለዝኸውን፡ ንዕብየትን ምዕባሌን ኣካልናን ኣገዳሲ ኮይኑ፡ ኣካላትና ሕማማት ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ውን የሐይል።
  • መብዛሕትኡ ፍሩታታን ኣሕምልትን ትሑት ካሎሪን ስብሕን ኣለዎም። እዚ ኸኣ፡ ንጥዕናና ተመራጺ ይገብሮም።
  • ዝተፈላለዩ ሕብርታት ዘለዎም ፍሩታታት ዝተፈላለዩ ቪታሚናትን ማዕድናትን ዘለዎም ስለዝኾኑ፡ ወትሩ ኣብ ገዛ ፍሩታት ምቕራብ ኣይትሕመቑ።

ምእንጋድ እንታይ እዩ?

ዓቢ:-

ምሉእ ፍሩታ ክንዲ ኩዕሶ ቴንስ

ፍርቒ ብኬሪ ፍሩታ ወይ ውን ፍሬታት

ሓደ ብኬሪ ጥረ ቆጽላዊ ፍሩታ

ርብዒ ዝደረቐ ፍሩታ

ቆልዑ:-

ክንዲ ከብዲ ኢዶም


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com