Tuesday , May 21 2024

ኣብዚ ቀዳመ-ሰንበት ኣብ ሶደርታልየ ክልተ ሰባት ብጥይት ተቐቲሎም።

ኣብዚ ቀዳመ ሰንበት፡ ኣብ ሶደርታልየ ክልተ ሰባት ብጥይት ከም እተቐትሉ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። ብዓርቢ ወዲ 19 ዓመት ኮተቴ
ክቕተል እንከሎ፡ ድሕሪኡ 24 ሰዓታት ጸኒሑ ወዲ 40 ዓመት ሰብኣይ ተቐቲሉ ከም እተረኽበ ዝገለጸት እታ ሬድዮ፡ ምስቲ ብዓርቢ
እተፈጸመ ቅትለት ብእተተሓሓዘ ኣርባዕተ ሰባት ተታሒዞም ምህላዎም ወሲኻ ኣመልኪታ።
ነዞም ክልተ ግዳያት መጥቃዕቲ ሓዊስካ፡ ኣብ ሶደርታልየ ኣብዚ ዓመት ጥራይ 50 ሰባት ተቐቲሎም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com