Monday , May 20 2024

ኣብ ሓደጋ ዘለዉ ሰባት መድሃኒት ካብ ዝኾነ ፋርማሲ ክሽምቱ ከም ዝኽእሉ ተመልኪቱ።

ልዕሊ 70 ዝዕድሚኦም ሰባት ወይ ኣብ ልዑል ሓደጋ ዝርከቡ ሰባት ናብ ፋርማሲታት ምኻድ ከየድለዮም መድሃኒት ኣብ ዝኾነ ፈርማሲታት ዝሽምቱሉ ኣገባብ ምትእትታዉ SVT ጸብጺቡ። ኣብ ኡልሪስሃም ነዚ ዝኸውን ናይ መጠንቀቕታ ሰዓት ምድላዉን ኣብ ኲሉ ሰንሰለታት ኣብያተ መድሃኒት ከም ዝዋደድን ድም ተሓቢሩ። እንተኾነ ግና ኲለን ዱካናት ነዚ ዝድለ ሓገዛት ክህባ ድሉዋት ምህላወን ተመልኪቱ’ሎ። ናብ ፋርማሲ ኬድኩም ደወል እንተደዊልኩም ኣቤት ዝብለኩም ሰብ ክህሉ እዩ ክብል ኣካያዲ ስራሕ ማርኩስ ሽዮክቪት ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com